ካብ ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ናፃ ብዝኾነ መልክዑ ከምዝመረፁ ነበርቲ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ተዛሪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ናፃ ብዝኾነ መልክዑ ከምዝመረፁ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ክልል መረፃ ኣብ 1/9 ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ድምፂ ዝሃቡ ነበርቲ ተዛሪቦም።
ፋና ብሮድካቲንግ ኮርፖሬት ኣብቲ ክፍለ ከተማ ዘተፈላለያ ጣቢያታት መረፃ ዑደት…