Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ዓፋር ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14  ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…

ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ስነ ሰርዓት ምትካል ፈልሲ እውን ኣሳሊጦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ኣብ ከተማ ቻግኒ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቻግኒ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ። ኣብታ ከተማ ኣብ ዘለዋ ጣቢያታት ምርጫ ወሃብቲ ድምፂ ድምፆም ይህቡ ኣለዉ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌሊሞ ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌሊሞ ኣብ ከተማ ሃዋቀሳ ጣቢያ ምርጫ ቱታታ ብምርካብ ድምፂ ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ  ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ  ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ። ኣብታ ከተማ ኣብ ዘለዋ ጣቢያታት ምርጫ ወሃብቲ ድምፂ ድምፆም ይህቡ ከምዘለዉ ኢቢሲ ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኣብ ጋምቤላ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋምቤላ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ክልል ኣብ ዘለዋ ጣቢያታት ምርጫ ወሃብቲ ድምፂ ድምፆም ይህቡ ከምዘለዉ ኦቤን ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ሓፈሻዊ ሓበሬታ ብዛዕባ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ 47 ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ክወዳደሩ ኢዮም። በዝሒ ሕፂያት ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2 ሺሕን 71፣ ንኣብያተ ምኽሪ ክልላት ድማ 7 ሺሕን 434 ኢዮም። ብውልቀ ዝወዳደሩ ሕፁያት 148 ሕፁያት ጉዳኣት ኣካል 99…

ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ኦሞ ናዳ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ኦሞ ናዳ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ። ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና…

ኣብ ከተማ ባህር ዳርን ጎንደርን ድምፂ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ከተማ ባህርዳር ድምፂ ምሃብ ተጀሚሩ። ብተመሳሳሊ ኣብ ከተማ ጎንደር እወን እቲ ስነስርዓት ምሃብ ድምፂ ይካየድ ኣሎ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብተን ከተማታት ኣብ ዘለዉ ዝተፈላለዩ ጣቢያት ምርጫ  ብምርካብ እቲ ስነስርዓት ይካየድ…

ኣብ ከተማ ቦንጋ ድምፂ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞባ ካፋ ከተማ ቦንጋ ድምፂ ምሃብ ተጀሚሩ። መረፅቲ ኣብቲ ዞባ ኣብ ዝርከቡ ሸውዓተ ክልላት ምርጫን 461 ጣቢያት መርጫን ድምፆም ይህቡ ኣለዉ። ድምፂ ንምሃብ 524 ሺሕን 686 ሰባት ካርድ ወሲዶም። ሸውዓተ ፓርቲታት ፖለቲካ ክወዳደሩ…