ኣብ ከተማ ቡታጅራ፣ ወረዳታት መስቃንን ማረቆን ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2013 ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ንዝካየደ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ከተማ ቡታጅራ፣ ወረዳታት መስቃንን ማረቆን ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጉራጌ ክልላት መረፃ መስቃን ማረቆን 87 ጣቢያታት መረፃ ዝርከባ እንትኾና፥ ካብ…