Fana: At a Speed of Life!

ጊኒ ለበዳ ቫይረስ ኢቦላ ከምዝተረኣየ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጊኒ ብለበዳ ቫይረስ ኢቦላ ህይወት ሰለስተ ሰባት ምሕላፉ ስኢቡ ብብርኪ ለባ ከምዝተረኣየ ዕላዊ ገይራ። ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ጊኒ ካብ ዝተረኣየ ለበዳ ኢቦላ ንሕልፈት ካብ ዝተቃልዑ ሰባት ብተወሳኺ ኣርባዕተ ሰባት ድማ እቲ ቫይረስ ከምዝተረኸቦም…

ዕላዊ መድረኽ ኣፍልጦ ማኒፌስቶን መወዳደሪ ምልክት መረፃን ፓርቲ ብልፅግና ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)"ህብረ ብሔራዊ ሕውነት ንሓበራዊ ብልፅግና" ብዝብል መሪሕ ቃል ንመረፃ 2013 ኣፍልጦ ማኒፌስቶን መወዳደሪ ምልክት መረፃን ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ተኻይዱ። ነቲ መድረኽ ኣፍልጦ ዝኸፈቱ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋዬ ኣብ ፈረንሳይ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮን ኣብ ሓደ ሰሙን ንኻልኣይ ጊዘ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋዬ ኣብ ፈረንሳይ፣ ቫል ዴ ሪዩል ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮን ውሽጢ ገዛ 800 ሜትሮ ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት 1 ደቒቓን 57 ሴኮንድን 06 ማይክሮ ሴኮንድን ብዝኾነ ፈጣን ናይ ዓለም ሰዓት እያ ተዓዊታ። ኣትሌት ጉዳፍ…

ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሳኽቲ ዘፈራት ኢንቨስትመንት ናይ ምውፋር ድሌት ኣለዋ – ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሳኽቲ ዘፈራት ኢንቨስትመንት ናይ ምውፋር ድሌት ከምዘለዋ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያፕራቅ አልፕ ገሊፀን። ቱርኪ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ እናፍሰሰቶ ትርከብ መዋእለ ንዋይ 2 ነጥቢ 5 ቢሊይ ዶላር ከምዝበፅሕ…

ሰለስተ ትካላት ልምዓት ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 200 ሚሊየን ኣትሪፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈር ምፍራይን ሓይሊን ዝተዋፈሩ ሰለስተ ትካላት ልምዓት ኣብ መፋርቕ ዓመት ልዕሊ ብር 200 ሚሊየን ኣትሪፎም። ኣብ ትሕቲ ኤጀንሲ ምሕደራን ትሕዝቶን ትካላት ልምዓ መንግስቲ ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ትካላት ልምዓት እቶም ሰለስተ ትካላት ልምዓት ብር…

ፓርኪንግ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ  90 ሚኢታዊት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብልዕሊ 2 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ዘሎ ፓርኪንግ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ  90 ሚኢታዊት ተዛዚሙ። ኣብቲ ህንፀት ንዝሳተፉ ዘለዉ ሰራሕተኛታትን መዳርግቲ ኣካላትን መርሃ ግብሪ ምስጋና ተዳሊዩ። እቲ ፕሮጀክት 1 ሺሕን 400 ተሽከርከርቲ…

ን20 ዳያኑ ኣትሌቲክስ ቀዳማይ ብርኪ ሰርተፊኬት ኣትሌቲክስ ዓለም ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ን20 ዳያኑ ኣትሌቲክስ ቀዳማይ ብርኪ ሰርተፊኬት ኣትሌቲክስ ዓለም ተዋሂቡዎም። እቶም ዳያኑ ካብ ኩሎም ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኢዮም ተባሂሉ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ጌዴሬሽን ኣይተ ቢልልኝ መቆያን ፕሬዚዳንት ማሕበር ዳያኑ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ንዕላዊ ምብፃሕ ስራሕ ፋዊ ናብ ቱርኪ ከቕንዑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንዕላዊ ምብፃሕ ስራሕ ፋዊ ናብ ቱርኪ ከቕንዑ ኢዮም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብታ ሃገር ንክልተ መዓልታት ዝገብርዎ ዑደት ፅባሕ ክጅምሩ ኢዮም። ኣብ ፃንሒቶም ድማ…

ትራምፕ ንምኽሳስ ዘብቅዕ ድጋፍ ኣባላት ሰኔት ከምዘይተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2013ዓም(ኤፍ ቢሲ)ኣብ ወርሒ ጥሪ ሓደ ኣብ ካፒቶል ዝተኸስተ ናዕቢ ብምልዓል ፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር ዶናልድ ትራማፕ ንምኽሳስ ዘድሊ ብዝሒ ክልተ ኢድ ናይ ሰለስተ ናይቲ ሰኔት ድጋፍ ኣይተረኽበን ተባሂሉ። ኣባላት እቲ ሰኔት ሸውዓተ ኣባላት ርፐብሊካን ሓዊሱ 57 ድጋፍ…

ደለይቲ ስራሕን ኩነታት ስራሕን ተሓሳቢ ዝገበረ ዘመናዊ ስርዓት ምዝገባ ክዝርጋሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደለይቲ ስራሕን ኩነታት ስራሕን ተሓሳቢ ዝገበረ ዘመናዊ ስርዓት ምዝገባ ክዝርጋሕ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። ቢሮታት ክልል እውን ነዚ ተሓሳቢ ብምግባር ንክሰርሑ ተሓቲቱ። ንክልተ መዓልታት ክሳለጥ ዝፀንሐ ኣፈፃፅማ…