ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናውቲታት ምርጫ ናብ ዞባ ቤንቺ ዞን በፂሖም Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናውቲታት ምርጫ ናብ ዞባ ቤንቺ ዞን ከምዝበፅሑ መተሓባበሪ ቦርድ ምርጫ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ኣተሓባባሪ እቲ ቦርድ ኣይተ ማቲዮስ ማሞ፥ እቶም ናውቲ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ናይ መብፃሕ ስራሕቲ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ይካየድ ከምዘሎ ተዛሪቦም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ብሰላም ንምዝዛም ምስ ሕብረተሰብን ኣካላት ፀፅታን ብሓባር ይስራሕ ኣሎ-ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ክልል ሲዳማ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንምዝዛም ምስ ሕብረተሰብን ኣካላት ፀፅታን ብሓባር ይስራሕ ኣሎ ክብል ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ክልል ሲዳማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮን ኣተሓባባሪ ኮማንድ ፖስትን ኣይተ ኣለማየሁ ጢሞቲዮስ፥ ኣብ ኩሎም ክክላትን ጣቢያታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ጉራጌ ንመበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ዝግበር ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጉራጌ 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ንዝሳለጥ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ዝግበር ምድላው ተዛዚሙ። ንምርጫ ዘድሊዩ ናውቲታት ናብ ኩሎም ክልላት ምርጫ ይለኣኹ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ክሳብ ፅባሕ ፈርቂ መዓልቲ ናብ ጣቢያት ምርጫ ከምዝባፃሕ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ደቡብን ሲዳማን ናውቲታት ምርጫ ናብ ኣብዝሓ ጣቢያታት ተባፂሖም Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብን ሲዳማን ናውቲታት ምርጫ ናብ ኣብዝሓ ጣቢያታት ዘፈር ቤት ፅሕፈት ቦርድ ምርጫ እተን ክልላት ኣፍሊጦም። እቲ ስራሕቲ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ይፍፀም ከምዘሎ ብምግላፅ፥ ኣብ ሕድ ሕድ ጣቢያታት ምርጫ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ብምግባር ናብቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ብሰላም ንክዛዘም እኹል ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ድሬዳዋ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ብሰላም ንክዛዘም እኹል ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ድሬዳዋ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ድሬዳዋ ኣለሙ መግራ፥ ኣብ ቅድመ፣ ዕለተን ድሕረን ምርጫ ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ንክዛዘም ፖሊስ ምስ ካልኦት ኣካላት ብምዃን ቅድመ ምድላው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቻግኒ ርኽክብ ናውቲታት ጣቢያታት ምርጫ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል መረፃ ቻግኒ ርኽክብ ናውቲታት 72 ጣቢያታት ምርጫ ተኻይዱ። እቶም ናውቲታት ንዕለተ ምርጫ ዘገልግሉ እንትኾኑ፥ ወረቓቕቲ መውሃቢ ድምፂ ሓዊሱ ኣፈፀምቲ ምርጫ ዝጥቀምሉ ቅጥዒታት ከምዝኾኑ ሓላፊ እቲ ክልል ምርጫ ኣይተ ዮሃንስ ነጋሽ ተዛሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ኣድሂቡ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ኣድሂቡ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እቲ ኮሚሽን ነህዝቢ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ንመበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ እንቋዕ ኣብፀሐኩም ኢሉ። እቲ ከይዲ ምርጫ ካብ ዝጅመር ክሳብ ሐዚ ብትዕግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ክሳብ ሐዚ 65 ሺሕን 763 ኩንታል ምሩፅ ዘርኢ ዕድጊት ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ክሳብ ሐዚ 65 ሺሕን 763 ኩንታል ምሩፅ ዘርኢ ዕድጊት ከምዝተፈፀመ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቲ ዝተዓደገ እቲ 55 ሺሕን 614 ኩንታል “ሰርቲፋይድ” ምሩፅ ዘርኢ እንትኸውን፥ እቲ ዝተረፈ ናይ ከባቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኢንተርፕራይዛት ንምጥንኻር ዘኽእል 369 ሺሕ ዶላር ደገፍ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ደኣንት ንዝተዋፈሩ 500 ኢንተርፕራይዛት ንምጥንኻር ዘኽእል 369 ሺሕ ዶላር ደገፍ ተረኺቡ። ኤጀንሲ ልምዓት ምርግጋፅ ውሕስነት ምግቢ ከተማታት እቲ ክልል ከምዝበሎ፥ ኣብቲ ብዝነበረ ፀገም ኪሳራ ንዘጋጠሞም ኢንተርፕራይዛት ዝውዕል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ንምጥንኻር ዘኽእል መምርሒ ተዳሊዩ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ንምጥንኻር ዘኽእል መምርሒ ከምዝተዳለወ ጊዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ። ቤት ምኽሪ ፀፅታ እቲ ክልል ኣብ ዘዳለዎ ስርዓት ኣተገባብራ ተፍቲሽ ኬላ ብዝምልከት፥ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ዶክተር…