Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናውቲታት ምርጫ ምብፃሕ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናውቲታት ምርጫ ምብፃሕ ከምዝተጀመረ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኣፍሊጡ። ሓላፊት ኮሚኒኬሽን እቲ ቦርድ ሶልያና ሽመልስ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ናብ ክልላት ኣብ ዝካየድ ምብፃሕ ናውቲ ምርጫ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ደገፍ ይገብር ከምዘሎ…

ኣብ ትግራይ ልዕሊ 700 ሺሕ ሰብ ክትባት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ተኸቲቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 13 ወረዳታትን መዓስከራት ተመዛበልቲን ክልል ትግራይ ልዕሊ 700 ሺሕ ሰብ ክትባት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ብመልክዕ ወፍሪ ተኸቲቡ። ኣቐባሊ ቃል ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ኣደዳ ሃይለስላስ፥ እቲ ክታበት ካብ 5 ሰነ 2013 ዓ.ም…

ኣብ ዞባ ጅማ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምክያድ ዘኽእሉ ናውቲታት በፂሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጅማ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምክያድ ዘኽእሉ ናውቲታት ከምዝበፅሑ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ምርጫ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ሸሪፍ አባገላን፥ እቶም ናውቲታት ምርጫ ናብ ኩሎም ክልላት ምርጫ ተከምዝተባፅሑ ገሊፆም።…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ምብፃሕ ናውቲታት ምርጫ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ምብፃሕ ናውቲታት ምርጫ ይካየድ ኣሎ። እቲ ምብፃሕ ናውቲ ኣብቲ ዞባ ኣበ ዝርከባ 11 ክልላት ምርጫን 1 ሺሐን 540 ጣቢያታት ምርጫን ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ። ሓላፌ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር እቲ ዞባ ኣይተ ደበሌ ወርቁ…

ሰብ መዚ ፍልስጤም እስራኤል ዝለገሰትሎም ክታበት ኮቪድ 19 ተሓሲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ መዚ ፍልስጤም እስራኤል ዝለገሰትሎም ብውሕዱ 1 ሚልየን ዝኸውን ክታበት ኮቪድ 19 ተሓሲሞም። እቶም ሰብ መዚ ፍልስጤም እቲ ክታበት ፒፋይዘር መዓልቱ ክሕለፍ ዝቐረበ ምዃኑ’ዮም ዝገልጹ። እስራኤል ኣቐድም ኣቢላ ክታበት ምኽዛን ከምዘየድልያ…

ኣብ ዞባ ካፋ ንዝካየድ ምርጫ ዘገልገል ናውቲታት ተባፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ካፋ ንዝካየድ ምርጫ ዘገልገል ናውቲታት ከምዝተባፅሐ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ምርጫ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዞባ 8 ክልላት፣ 590 ጣቢያታት ምርጫ ከምኡውን 13 ንኡሳን ጣቢያታት ምርጫ ከምዘሎ ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኣሕመድ ኣባተማም…

ቀፃሊ እዋን ዝሓሸ ንምግባር ካርዲ ምርጫና ሒዝና መዓልቲ መውሃቢ ድምፂ ንፅበ ኣለና-ነበርቲ ወረዳ ሄበን ኣርሲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀፃሊ እዋን ዝሓሸ ንምግባር ካርዲ መርጫና ሒዝና መዓልቲ መውሃቢ ድምፂ ንፅበ ኣለና ክብሉ ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ኣሩሲ ወረዳ ሄበን ኣርሲ ገሊፆም። ቅድሚ ኹሉ ሰላም ኣድላዪ እዩ ዝበሉ እቶም ነበርቲ፥ ድሕሪ ምርጫ ኩሉ ሰብ ንሰላም ዘብዒ ንክኸውን ፃውዒት…

ኣብ ዞባ ጋሞ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምክያድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጋሞ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምክያድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ምርጫ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኣብራሃም ኣንጅሎ፥ ኣብቲ ዞባ ዘለዉ 10 ክልላት ምርጫ 599 ሺሕን 964 ሰብ ደምፂ…

ንኣዲስ ኣበባ ዝምጥን ሓይሊ ፖሊስ ንምድላው ብዝበለፀ ክንሰርሕ ኣለና-ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፤ 12 ሰነ ፣2013(ኤፍ ቢ ሲ) ንኩለ መዳይ መዕባለን ስፍሓትን ኣዲስ ኣበባ ዝምጥን ሓይሊ ፖሊስ ንምድላው፣ ምብቃዕን ምድጋፍን ካብዚ ሐዚ ዘለዎ ብዝበለፀ ክንሰርሕ ኣለና ክብላ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር እቲ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ምክትል ከንቲባ፥ ኮሚሽን ፖሊስ ከተማ…

ምርጫ ምክያድን ሰላም ምሕላውን ዜግነታዊ ሓላፍነት ኢዩ-ነበርቲ ከተማ ቦንጋ

ኣዲስ ኣበባ፣  12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርጫ ምክያድን ሰላም ምሕላውን ዜግነታዊ ሓላፍነት ኢዩ ከብሉ ነበርቲ ከተማ ቦንጋ ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ንፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝሃብዎ ርእይቶ፥ ህላወ ሃገር እንትረጋገፅ ዜጋታት ዝደልይዎ ምግባር ይኽእሉ ኢዮም ኢሎም። ቀፃልነት…