ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ኣስፓልት ኣምቦ-ጉደርን ሸነን-ሰዮን ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ 110 ኪሎ ሜትሮንውሓት ዘለዎ ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ኣስፓልት ኣምቦ-ጉደርን ሸነን-ሰዮን ኣጀሚሮም።
ንህንፀት እቲ መገዲ ብሓፈሻ 4 ነጥቢ 6 ቢሊዮን ብር ተመዲቡ ኣሎ፡፡
ሙሉእ ወፃኢኡ ድማ ብበጀት መንግስቲ…