መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምፅብፃብ ዘኽእል ፍቓድ ዝረኸቡ 89 ዓለም ለኸ ጋዜጠኛታት ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ምርጫ ንምፅብፃብ ዘኽእል ፍቓድ ክሳብ 11 ሰነ 2013 ዓ.ም ዝረኸቡ 89 ዓለም ለኸ ጋዜጠኛታት ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዮም።
በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ከምዝበሎ፥ እቶም ፍቓድ ዝረኸቡ ቢቢሲ፣ ኣልጀዚራ፣ ኒውዮርክ ታይምስ፣ ሮይተርስ፣…