Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያፕራክ አልፕ ተዛቲዮም። ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ጠንካራ ርክብ ከምኡውን ብዙሕ ኣጀንዳታት ተደጋገፈን…

ንኣፈፀምቲ ምርጫ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራወቂ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ካብ ክልል ሃረሪን ምምሕዳር ድሬዳዋን ንዝተውፃእፅኡ ኣፈፀምቲ ምርጫ ስልጠና ይህብ ኣሎ። እቲ ምርጫ ተኣማኒን ዴሞክራሲያዊን ብምዃን ንክዛዘም ከይዲ ቅድመ ምርጫ ኣብ ግልፅነትን ተሓታትነተን ይፍፀም ከምዘሎ ሓላፊ…

ፖሊስ ኣብ መዝገብ እኒ ስብሓት ነጋ  113 ናይ መሰኻኽርን ብዙሓት መረዳእታታትን ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣብ መዝገብ እኒ ስብሓት ነጋ 113 ናይ መሰኻኽርን ብዙሓት መረዳእታታትን ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። እኒ ስብሓት ነጋ ሎሚ መዓልቲ ንሳልሳይ ግዘ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ መጋባእያ ቀሪቦም። ኣብ እኒ ስብሓት ነጋ፣…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሕብረተሰብ ዕለታዊ ሓበሬታ ዋጋ ዕዳጋ ዝህብ ሓዱሽ ድረ ገፅ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሕብረተሰብ ዕለታዊ ሓበሬታ ዋጋ ዕዳጋ ዝህብ ሓዱሽ ድረ ገፅ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ድረ ገፅ፥ ማሕበረሰብ ተንቀሳቓሲ ስልኪን መራኸብቲ ሜላታትን ብምጥቃም ሓበሬታታት ብምርካብ ዕዳጋ ንምርካብ ዘኽአል ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ…

ብሔራዊ መድረኽ ዘተ ዓውዲ ኣገልግሎት መንግስቲ ተኮር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላምን ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስን ብሓባር ብምዃን ዘዳለውዎ ብሔራዊ መድረኽ ዘተ ዓውዲ ኣገልግሎት መንግስቲ ተኮር ይሳለጥ ኣሎ። ዕላማ እቲ መድረኽ፥ ኣብ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት መንግስቲ ዝረኣዩ ፀገማት ነቒስካ ብምውፃእ ኣተኣማማኒን…

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ሓዱሽ ዓመት ቻይና ኣመልኪቶም ነህዝብን መንግስቲን እታ ሃገር መልእኽቲ “እንኳዕ ኣብፀሐኩም”  ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ቻይና ኣመልኪቶም ነህዝብን መንግስቲን እታ ሃገር መልእኽቲ “እንኳዕ ኣብፀሐኩም”  ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቲዊተር ገፅ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ምስ…

በረኻን ልዑል ሕፅረት ማይን ዘለዎም ከባቢታት ምልማዕ ዘኽእሉ ቴክኖሎጂታት ናብ ውሽጢ ዓዲ ክኣትዉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በረኻን ልዑል ሕፅረት ማይን ዘለዎም ከባቢታት ምልማዕ ዘኽእሉ ቴክኖሎጂታት ናብ ውሽጢ ዓዲ ናይ ምእታው ከይዲ ኣብ ቀረባ እዋን ከምዝጅምር ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣሕመዲን…

ካናል ፕላስ ቻናል ሳተላይት ቴሌቪዥን ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ክዋፈር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካናል ፕላስ ቻናል ሳተላይት ቴሌቪዥን ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ብዝተፈላለዩ ቻናላት ቴሌቪዥን ንተረባሕቲ ኣገልግሎት ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ቀረባ እዋን ምስ ኢዩቴልሳት ሰነድ ስምምዕነት ዝኸተመ እንትኸውን፥ ፈነውኡ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምንጋስ ዴሞክራሲ ቀዳማይ ኣጀንድኡ ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ርክብ ወፃኢን ጉዳያት ሰላምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ክፍሊ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዩ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ዴሞክራሲ ምንጋስ ቀዳማይ ኣጀንድኡ ከምዝኾነ ገሊፁ። እቲ ፓርላማ ዴሞክራሲ…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ብምድሃብ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀልን ውሕመን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ብምድሃብ ምስ ዳይሬክተር ኦፕሬሽን ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀልን ማእኸላይ ፍሉይ ኣማኻሪ ምጥፋእ ዘርኢ ውሕመን ብውልቀ ዘተ…