ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣፍሪካ ኣብ ማእኸል ብርቱዕ ሳልሳይ ማዕበል ለበዳ ቫይረስኮሮና ምህላዋ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ከቢድ ሳልሳይ ማዕበል ለበዳ ቫይረስኮሮና ከምዘላን ሓያለ ብልቃጣት ክታበት ከምዘድልያን ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ። ኣብ መላእ ኣፍሪካ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ናይ ዝተለኸፉ ሰባት ካብ 5 ሚልየን ክሓለፍ እንከሎ፥ ብውሕዱ ሸውዓተ ሃገራት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብዚ ሰሙን ንመራኸቢ ሓፋሽ ዝሃቡዎ ቃለ መሕትት ኣብ እዋን ፅሞና ክመሓላለፍ ከምዘይግባእ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣታሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብዚ ሰሙን ንመራኸቢ ሓፋሽ ዝሃቡዎ ቃለ መሕትት ኣብ እዋን ፅሞና ከይመሓላለፍ ክብል በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣታሳሲቡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ መሓመድ እድሪስ ንግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምክፍፋል ናውቲ መረፃ ምጅማሩ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምክፍፋል ናውቲ መረፃ ምጅማሩ ኣፍሊጡ። ሓላፊት ኮሙዩኒኬሽን እቲ ቦርድ ወይዘሪት ሶሊያና ሽመልስ ኣብ እዋናዊ መግለፂ ሂበን። ወይዘሪት ሶሊያና ኣብ መግለፂአን፥ ምዕሻግን ምክፍፋልን ናውቲ መረፃ ብዝምልከት ኣብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዝደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ዝዛዘሙ ኣምባሳደር ጆርዳን ኣሰናቢተን Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ዝዛዘሙ ኣምባሳደር ጆርዳን ከምዘሰናበታ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳናት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ሸካ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሸካ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነስርዓት ምረቓ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢማም ግብፂ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ዝሃቡዎ መግለፂ ሓቂ ኢትዮጵያ ዝኸሓደ ኢዩ – ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ኢማም ግብፂ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ዝሃቡዎ መግለፂ ሓቂ ኢትዮጵያ ዘይተመልከተን ካብ ሓቂ ዝረሓቐን ከምዝኾነ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ ገሊፆም። ኣብዚ ሰሙን እዚ ዓለም ለኻዊ እስልምና ግብፂ ዝኾኑ ዓቢዪ ኢማም ሼክ ኣልሃዛር-ኣህመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መቐለ 400 ኩንታል ናይ ረድኤት እኽሊ ናብ መኽዝን ውልቀሰብ እንትራገፍ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ 400 ኩንታል ናይ ረድኤት እኽሊ ናብ መኽዝን ውልቀሰብ እንትራገፍ ተታሒዙ። እቲ እኽሊ ካብ ጅቡቲ ብምብጋስ ብቐጥታ ናብ መቐለ ኣዋሽ ተባሂሉ ዝፅዋዕ መኽዘን ክራገፍ እናተገበኦ ናብ ናይ ከልተ ሰባት መኽዘን እንትራገፍ ብመሰረት ሕብረተሰብ…
ቢዝነስ ባንኪ ልምዓት ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ንምጥያሽ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ዳህሳስ መፅናዕቲ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ንምጥያሽ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ዳህሳስ መፅናዕቲ ተሳሊጡ። ኤጀንሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ውሕስና ምግቢን ፌዴራል ፀገም ፋይናንስ ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ንምፍታሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መቐለ ስልጠና ዝተውሃቦም ልዕሊ 1 ሺሕ መናእሰይ ኣብ ምንፃፍ እምኒ ተዋፊሮም Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ስልጠና ዝተውሃቦም ልዕሊ 1 ሺሕ መናእሰይ ኣብ ምንፃፍ እምኒ ከምዝተዋፈሩ ቤት ፅሕፈት ደኣንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣፍሊጡ። ኣተሓባባሪ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ሃይላይ ገብረ ጊዮርጊስ ከመዝበልዎ፥ ካብ ዩንቨርስቲታትን ኮሌጃትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እምነ ኩርናዕ መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዓመተ 2013 ንምጅማር ናብ ከልል ደቡብ ከተማ ሚዛን ኣማን ኣምሪሖም። ስለዝኾነ ብብርኪ ክልል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብዕሊ ኣጀሚሮም። ብተወሳኺ እምነ ኩርናዕ መዕርፎ ነፈርቲ እታ…