Fana: At a Speed of Life!

ኣብ እዋን መረፃ ኣካላት መኽበርቲ ሕጊ ሰብኣዊ መሰላት ኣኽቢሮም ክንቀሳቐሱ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካላት መኽበርቲ ሕጊ ኣብ እዋን መረፃ ሰብኣዊ መሰል ዜጋታት ኣኽቢሮም ክንቀሳቐሱ ከምዝግባእ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ፀዊዑ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ከይዲ መረፃ ሓለዋ ሰብኣዊ መሰላት ኣመልኪቱ ምስ ኣካላት መኽበርቲ ሕጊ ተዛቲዩ። እቲ መድረኽ…

እዋናዊ ኩነታት ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ንልዕሊ 5 ሺሕ ምሁራን መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶ/ር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ እዋናዊ ኩነታት ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ንልዕሊ 5 ሺሕ ምሁራን ዩንቨርስቲታት መብርሂ ሂቦም። እቶም ምሁራን ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ካብ ዘለዋ ልዕሊ 50 ዩንቨርስቲታት ዝተውፃእፅኡ…

መረፅቲ ኣድላዪ ጥንቃቐ ኮቪድ-19 ክገብሩ ከምዝግባእ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢዮጵያ ኣገንዚቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ድምፂ ንመሃብ ናብ ጣቢያታት መረፃ ኣብ ዝኸዱሉ እዋን ኣድላዪ  ጥንቃቐ ኮቪድ-19 ክገብሩ ከምዝግባእ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ቦርድ መረፃ ንኣፈፀምቲ መረፃ ዝኸውን መከላኸሊ ኮቪድ-19 ምቕራቡ ዝገለፀ እቲ…

ዲጂታል ዲፕሎማሲ ንምጥንኻር ዝዓለመ ማእኸል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግደ ሙሁራን ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ብምትሕብባር ዘሰናድኡዎ ኢዩ፡፡ ምክትል ቀዳማይ…

ወይዘሪት ሄራን ገርባ ተዓዋቲት ሽልማት ሽጋራ ዘይትከኸሉ መዓልቲ 2021 ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ምግቢን ኣፋውስን ኢትዮጵያ ወይዘሪት ሄራን ገርባ ተዓዋቲት ሽልማት ሽጋራ ዘይትከኸሉ መዓልቲ ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2021 ኮይነን። እተን ዋና ዳይሬክተር፥ ኢትዮጵያ ሰባት ኣብ ዝተኣከቡሉ ቦታ ሽጋራ ከይትከኽ ዘውፀአቶ…

ዝቕፅል ከይዲ ሃገራዊ መረፃ ንምዕዛብ ተዓዘብቲ ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሃገራዊ ሃገራዊ መረፃ ንምዕዛብ ተዓዘብቲ ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ። ትማሊ ምሸት ነበር ፕሬዚዳንትን ናይጄሪያንኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ሓላፊ ጉጅለ ተዓዘብቲ መረፃ ዝኾኑ ኦሊሴጎን ኦባሳንጆ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ።…

መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን ሃገሮም ምስ ኣሜሪካ ንዝግብር ዘተን ግጥምን ክትዳሎ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን ሃገሮም ምስ ኣሜሪካ ንዝግብር ዘተን ግጥምን ክትዳሎ ከምዝግባእ ፀዊዖም። ሰሜን ኮርያ ኣቐድሚ ሕዚ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ዲፕሎማስያዊ ርክባት ንኽምስረት ዝገበሩዎ ፈተነ ገፅ ከሊኣቶ ፀኒሓ ኢያ። እቲ መራሒ ሰሜን…

ትራንስፖርት ባቡር የኢትዮ-ጂቡቲ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ቶን ወፃእቲን ኣተውቲን ኣቑሑት ምጉዕዓዙ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት ባቡር የኢትዮ-ጂቡቲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ቶን ወፃእቲን ኣተውቲን ኣቑሑት ከምዘጓዓዘ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ማሕበር ኣክሲዮን ኢንጂነር ጥላሁን ሰርካ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ቀዳማይ ዓመት…

ጣሊያን፣ ቤልጂየምን ኔዘርላንድስን ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ምሕላፈን ኣረጋጊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝሓለፋ ሃገራዊ ጋንታታት እናተፈለጣ ይመፅኣ ኣለዋ። ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝተገበሩ ፀወታታት፥ ካብ ምድብ 1 ጣሊያን፣ ካብ ምድብ ክልተ ቤልጂም ከምኡ እውን ካብ ምድብ 3 ኔዘርላንድስ ናብ ውድድር ኣውዲቕካ…

ኣብ ህንፀት ሰላም ሃገር ርኢቶ ኣካላት ድሕንነትን ፀፅታን ብዝብል ርእሲ ልዝብ ይሳለጥ ኣሎ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ጦር ምክልኻል ምስ ሚኒስትር ሰላም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ብምትሕብባር “ኣብ ህንፀት ሰላም ሃገር ርኢቶ ኣካላት ድሕንነትን ፀፅታን” ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና መተሓባበሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ሌተናል…