Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 613 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 740 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 643 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 144 ሺሕን 862…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኡላማታት ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ አበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍቢሲ) ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኡላማታት ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተዛቲየን። ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ካብቲ ቤት ምኽሪ ብመሰረት ዝቐረበ ሕቶ ኢየን እቲ ዘተ ኣካየደን ተባሂሉ። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ዝተጀመሩ ተግባራት…

ቦርድ ምርጫ ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ከይዲ ምርጫ ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍቢሲ) ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ፣ ኩሎም ኣመራርሓ ቦርድን መራኸብቲ ሓፋሽን ኣብ ዝተረኸብሉ ከይዲ ምርጫ ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ። እቲ መድረኽ፥ ኣካቢት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝኾና ዶክተር ራሄል ባፌ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሶማሊያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሶማሊያ ጄምስ ስዋን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ጉዳይ እቲ ዞባ ኣመልኪቶም ሓበሬታ ዝተለዋወጡ እንትኾኑ፥…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝነበሩ በዓል ሃፍቲ ኣይተ ኣለም ደስታ ክሲ ክምስረት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝነበሩ በዓል ሃፍቲ ኣይተ ኣለም ደስታ ክሲ ክምስረት ኢዩ። እቶም ተረርጣሪ ሎሚ መዓልቲ ደርሕሪ ሰዓት ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ንዓቃቢ ሕጊ ክሲ መመስረቲ መዓልቲ ፈቒዱ። ተጠርጣሪ መስ ኣመራርሓታት ህወሓት ናይ ትፍኣት ልኡኽቶ…

ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ጥዕና ዘድሃበ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምድላው ዝርከብ ረቂቕ ኣዋጅ ጥዕና ዘድሃበ ልዝብ ተኻይዱ። እቲ ኣብ ምድላው ዝርከብ ረቂቕ ኣዋጅ ጥዕና፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘሎ ኣገልግሎት ጥዕና ንዝረኣዩ ክፍተታት ዘስተኻኽልን ሓፈሻዊ ስርዓት ጥዕና ዘጠናኽርን ኢዩ ተባሂሉ። ከዚያም ባለፈ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ቀንዲ ቀንዲ ኣፈፃፅማ ስራሕ ትልሚ መንፈቕ ዓመት ገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ቀንዲ ቀንዲ ኣፈፃፅማ ስራሕ ትልሚ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ገምጊሙ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ልዕልነት ሕጊ ንኽኽበር ሕገ-መንግስታዊ ውሳነታት ምሕላፍ ምኽሉ፣ መበል 15 ግዘ በዓል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን…

ኣብ ክልል ትግራይ ብኽፋል ይኹ ሙሉእ ብሙሉእ ኣገልግሎት መሃብ ኣቋሪፆም ዝነበሩ ትካላት ጥዕና ኣገልግሎት መሃብ ይጅምሩ ኣለዉ – ዶክተር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብኽፋል ይኹ ሙሉእ ብሙሉእ ኣገልግሎት መሃብ ኣቋሪፆም ዝነበሩ ትካላት ጥዕና ኣገልግሎት ናብ መሃብ እናተመለሱ ምዃኖም ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን። እተን ትካላት ጥዕና ናብ ኣገልግሎት ንምምላስ ሚኒስቴር ጥዕናን ቢሮ…

ኮሚሽን ጉምሩክ ዘበናዊ ስርዓት ልውውጥ ሓበሬታ ንምትግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክን ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ዘበናዊ ስርዓት ልውውጥ ሓበሬታ ንምትግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ኣብተቲ ስነ-ስርዓት ፊርማ ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩክ ኣይተ ደበሌ ቀበታ፥ ሐበሬታ ብግቡእ መሓዝ፣ ምልውዋጥን ምትንታንን…

ኢትዮጵያን ብሩንዲን ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያን ብሩንዲን ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን። ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ብሩንዲ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ገይረን፡፡ እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ፃንሒተን፥ ምስ ፕሬዚዳንት ብሩንዲ ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ…