ዝዘንብ ዘሎ ዝናብ ንምድላው ክረምታዊ ማእቶት ምቹው ብምዃኑ ሓረስታይ ጠንኪሩ ክሰርሕ ይግባእ-ሚኒስቴር ሕርሻ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝዘንብ ዘሎ ዝናብ ንምድላው ክረምታዊ ማእቶት ምቹው ብምዃኑ ሓረስታይ ጠንኪሩ ክሰርሕ ይግባእ ክብል ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ዳይሬክተር ጀነራል ኤክስቴንሽን ዘራእቲ እቲ ሚኒስቴር…