ወኪል ሚዲያታት ወፃኢ ብምዃን ትሰርሕ ነይራ ዝተብሃለት ሉሲ ካሳ ብሕጋዊነት ተመዝጊባ ኣይተንቀሳቐሰትን – መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኢፍ.ቢ.ሲ)ወኪል ሚዲያታት ወፃኢ ብምዃን ትሰርሕ ነይራ ዝተብሃለት ሉሲ ካሳ ብሕጋዊነት ተመዝጊባ ትንቀሳቐስ ከምዘይነበረ መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ።
ዶብ ኣልቦ ጉጅለ ጋዜጠኛታት ኣብ እዋን ፀብፃቡ ብዘይተፈለጠ ውልቀ ሰብ መጥቃዕቲ በፂሑዋ ኢሉ…