Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልተ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ባይቶ ወከልተ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ሻድሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል ዓስራይ ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ባይቶ ብቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት እቶት፣ በጀትን ፋይናንስን ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ዓለም ለኻዊ ማሕበር ልምዓትን ንፕሮግራም…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 547 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 632 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 547 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 139 ሺሕን 408…

ኣይተ ደመቀ ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ኣዋናዊ ኩነታት መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትረ ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ኣዋናዊ ኩነታት መብርሂ ሂቦም። እቶም ሚኒስትር ሖብረት ኣፍሪካ ብኢኒተርኔት ኣብ ዘዳለዎ መበል 38 ኣኼባ ቤት ምኽሪ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ፈረንሳይን ኣብ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣድሂቦም ተላዚቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኤማኑኤል ማክሮንን ኣብ  ክሊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣድሂቦም ተላዚቦም። እቶም መራሕቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ብዛዕባ ዘሎ ፅኑዕ ምትሕብበባርን ቀጠናዊ ጉዳያትን ብዝምልከት…

ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ልዕሊ ብር 8 ሚሊየን ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ከተማ ፍቼ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ብር 8 ሚሊየን 500 ሺሕን ተኣኪቡ። ኣብቲ እዋን ማሕበረሰብ እቲ ዞባ ኣብዛ ሃገር ዝስርሑ ስራሕቲ ልምዓት ብንቕሓት ንምስታፍ…

ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ልኡኽ ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ልኡኽ ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያ ተዛቲዮም። ብምክትል ሓላፊ ዓለም ለኸ ርክብ ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያ ኣንድሬ ክሊሞቭ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ፡፡ ኣብቲ…

ክልል ትግራይ ሓዊሱ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ዘድሊዮም ከባቢታት እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ – ሚኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ትግራይ ሓዊሱ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ዘድሊዮም ከባቢታት እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ። ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኮሚቴ ሚኒስትራት ወሃቢ ምላሽ ህፁፅ እዋን እናተኸታተሎ ዝርከብ ሰብኣዊ…

ቤት ፍርዲ ኣብ ልዕሊ ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ተወሳኺ ምርራ ንምግባር 12 መዓልቲታት ንፖሊስ ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ኣብ ልዕሊ ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ተወሳኺ ምርራ ንምግባር 12 መዓልቲታት ንፖሊስ ፈቒዱ። ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ብዝተጠርጠሩዎ ሕገመንግስቲን ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት ብሓይሊ ንምፍራስ ናይ ምፍታን ገበን ምርመራ እናተገረበሎም…

ንፓርኪታት ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ፍርያት ሕርሻ ሓይሊ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ንፓርኪታት ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ፍርያት ሕርሻ ሓይሊ ንምቕራብ ዝተፈላለዩ ይስራሕቲ እናተሰርሑ ከምዝኾኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ንክምረቑ ድሉው ንዝኾነ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ፍርያት ሕርሻ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምቕራብ ክልተ ኣማራፂታት…

ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 143 ቢሊየን ናብ ሃገር ዝኣተወን ኣብ ቀፃሊ ዝኣቱን ልቓሕን ሓገዝን ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 143 ቢሊየን ናብ ሃገር ዝኣተወን ኣብ ቀፃሊ ዝኣቱን ልቓሕን ሓገዝን ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር፥ ኢትዮጵያ ካብ ክልተ ቀንዲ ቀንዲ ፍልፍላት እቶት ልቓሕን ሓገዝን ንመፈፀሚ ፕሮግራማት…