ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ዝተሓዘሉ ብሕታዊ መገዲ ዴሞክራሲያዊን ሰላማዊን መረፃ ጥራሕ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ዝተሓዘሉ ብሕታዊ መገዲ ዴሞክራሲያዊን ሰላማዊን መረፃ ጥራሕ ከምዝኾነ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልላት፣ ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ብሄራዊ ቦርድ መረፃን ኣብ…