ጃፓን ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝን መሊስካ ንምጥያሽን ኣብ ዝግበር ከይዲ ንምሕጋዝ ድልውቲ ኢያ – ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ኣብ ክልል ትግራይ ምስ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ሰብኣዊ ሓገዝን መሊስካ ንምጥያሽን ኣብ ዝግበር ከይዲ ንምሕጋዝ ድልውቲ ከምዝኾነት ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮን ተዛሪበን።
ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ካሚል ምስ ኣምባሳደር…