ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ኮንጎ ብራዛቪል ዴኒስ ሳሱ ንጉኤሶ ተረኺበን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ኮንጎ ብራዛቪል ዴኒስ ሳሱ ንጉኤሶ ተረኺበን።
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ኣብቲ በዓል ንክርከቡ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ምስ ዝመፅኡ መራሕቲ እውን ተዛቲየን።
ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…