Fana: At a Speed of Life!

ክልተ መተንፈስቲ ማይ ግድብ ህዳሰ ተዛዚሞም ስራሕ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ መተንፈስቲ ማይ ግድብ ህዳሰ ተዛዚሞም ስራሕ ከምዝጀመሩ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶ/ር ስለሺ በቀለ ገሊፆም፡፡ እቶም ክልተ መተንፈስቲ ማይ ስራሕ ዝጀመሩ ህንፀቶም ተዛዚሙን ስራሕቲ ፈተነ ተገይሩሎምን ከምዝኾነ እቶም ሚኒስትር ኣብ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንሱዳን ካብ ምዕልቕላቕ ውሑጅ ከምእዘድሓና ዝሓለፈ ዓመት ምስክር ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንሱዳን ካብ ምዕልቕላቕ ውሑጅ ከምእዘድሓና ዝሓለፈ ዓመት ምስክር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ብምልማዕ ኣብ ልዕሊ ህገራት ተፋሰስ ጉድኣት ናይ ምብፃሕ ባህጊ…

መንግስቲ ድሕንነት ዜጋታት ናይ ምሕላው ግድነት ኣለዎ-ጉባኤ መማክርር ምሁራን ኣምሓራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ድሕንነት ዜጋታት ናይ ምሕላው ግድነት ኣለዎ ክብል ጉባኤ መማክርር ምሁራን ኣምሓራ ገሊፁ። እቲ መማክርት ጉባኤ ዝፍፀሙ ዘለዉ ተኸታተልቲን ዝተዋደዱን መጥቃዕቲታት ብፅኑዕ ብምውጋዝ፥ ኣብ ልዕሊ ህይወትን ንብረትን ብዝበፅሐ ጉድኣት ኣዝዩ…

ኣብ ዓለም ቁፅሪ ብኮቪድ-19 ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ካብ 3 ሚሊየን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለም ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ልዕሊ 3 ሚልየን ከም ዝበፅሐ ዩኒቨርስቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ገሊፁ። ክሳብ ሕዚ ብብርኪ ዓለም ኣስታት 140 ሚልየን ሰባት ብኮሮናቫይረስ ተለኺፎም ኣለዉ። እዚ ቁፅሪ መልከፍቲ፥ ''ዓለም ናብ…

ኢጋድ ማእኸል ሕክምና ካንሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ከመርቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ ማእኸል ምርምር ካንሰር እዚ ቀጣና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ብዕሊ ከመርቕ ኢዩ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣፈፃሚ ስራሕ ኢጋድ፣ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት፣ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኢትዮጵያን መሻርኽቲ ልምዓትን ክሳተፉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እቲ…

ኣብ ውድድር ድምፃውያን ፋና ላምሮት ዮናታን ዳመነ ቀዳማይ ብምውፃእ ብር 200 ሺሕ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ምዕራፍ ውድድር ፋና ላምሮት ሎሚ መዓልቲ እንትካየድ፥ ንተዓወትቲ ብር 500 ሺሕ ተዋሂቡ። ልዕሊ 2 ሺሕ መናእሰይ ኣብ መፃረዪ ውድድር ዝተሳተፉ እንትኾኑ፥ ነቲ መፃረዪ መድረኽ ብፀብለልትነት ዝሓለፉ 12 ድምፃውያን በቢሰሙኑ ብቀጥታ…

ልዕሊ 600 ሺሕ ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን መንግስቲ ሃፍቶም የመዝገቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ገዕዚይናን ፌዴራል ልዕሊ 600 ሺሕ ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን መንግስቲ ሃፍቶም የመዝገቡ ከምዘለዉ ኣፍሊጡ። ምክትል ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣይተ ወዶ ኣጦ፥ እቲ ምዝገባ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዓውደ ርእይ ኣርቴፊሻል ኢንተሊጀንስ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ኣብ ዝኾነ ዓውደ ርእይ ኣርቴፊሻል ኢንተሊጀንስ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ዓውደ ርእይ ብቕድሚ ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆቴል ኢንተርኮንቲኔንታል ምኽፋቱ ይዝከር። ኣርቴፊሻል ኢንተሊጀንስ ወዲ ሰብ…

ዘይምርድዳኣት ብዘተ ንምፍታሕ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ውፅኢት ይህቡ ኣለዉ-ወይዘሮ ሙፈሪሃት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝፍጠሩ ዘይምርድዳኣት ብዘተ ንምፍታሕ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ውፅኢት ይህቡ ኣለዉ ክብላ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። እተን ሚኒስትር፥ ትካለን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብዛ ሃገር ዘላቒ ሰላም ንምምፃእ ኣብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ 19 ናብ ብራዚል ኣጎዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ክታበት ኮቪድ 19 ናብ ብራዚል ሳኦ ፖሎ ኣጎዓዒዙ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም፥ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ዓለም ካብ ዘጋጥም ጀሚሩ ዝግበር ናይ ምክልኻል ፃዕሪ…