እዋናዊ ቅዋም ኢትዮጵያ ኣብ ኣመላልኣ ማይን ኣመሓድራ እቲ ምልኢትን ግድብ ህዳሰ ጥራሕ ምዝርራብ ኢዩ – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋናዊ ቅዋም ኢትዮጵያ ኣብ ኣመላልኣ ማይን ኣመሓድራ እቲ ምልኢትን ግድብ ህዳሰ ጥራሕ ምዝርራብ ከምዝኾነ ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ዲና ኣብ ዘሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ፥ ኣብ ግድብ ህዳሰ…