ኮቪድ 19፣ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ኣንበጣን ንዜጋታት ናብ ሓደጋ ጥምየት ንኸየሳጥሖም ጥንቃቐ ክግበር ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ኮቪድ 19፣ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ኣንበጣን ንዜጋታት ናብ ሓደጋ ጥምየት ንኸየሳጥሖም ጥንቃቐ ክግበር ይግባእ ተባሂሉ
ነዚ ዝበሉ ሸሞንተ ዘይመንግስታዊ ትካላት ኣውሮፓ ዝሓቖፈ ጥምረት/ኣሊያንስ 2015 ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ኢዩ።…