Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወርሒ መጋቢት ልዕሊ ብር 320 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መጋቢት ጥራሕ ልዕሊ ብር 320 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ካብ ሞንጎ እዚኣቶም አቶም ብር 235 ሚሊየን 543 ሺሕን 640 ዝግመት ዋጋ ዘለዎምኣቑሑት ኮንትሮባንድ ናብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ዝርከበሉ ደረጃ ንምፍላጥ ብብርኪ ሃገር መፅናዕቲ ከምዝካየድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ዝርከበሉ ደረጃ ንምፍላጥ ብብርኪ ሃገር መፅናዕቲ ከምዝካየድ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዝካየድ መፅናዕቲ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ውድብ ጥዕና…

ኣብ ግድብ ህዳሴ ዘለዉ ዝይምስማዓት ክፍትሑ ዘለዎም ብድርድር ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ

አዲስ አበባ፣ ሚያዚያ 5፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እናሃነፀቶ ኣብ ትርከብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝረኣዩ ዘይምስማዓት ብምዝርራብ ጥራሕ ክፍትሑ ከምዝግባእ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ምስ ግብፂ መዘነኦም ሳሜህ ሹክሪ ትማሊ…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምህልላን ፀሎትን ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምህልላን ፀሎትን ዕላዊ ገይሩ። እቲ መርሃ ግብሪ 7 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም ሰዓት 9 ብኣቦታት ሃይማኖት በዕሊ ከምዝእወጅ ተገሊፁ። ካብ 8 ሚያዚያ ጀሚሩ ድማ ንተኸታተልቲ ሸውዓተ መዓልታት…

ጃፓን ኣብ ፉኩሺማ ዝተበከለ ማይ ናብ ውቅያኖስ ንምስዳድ ዝቐረበ ትልሚ ኣፅዲቓ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ኣብ ጣቢያ መብላዕልዒ ኒኩሌር ፉኩሺማ ዝተበከለ ማይ ናብ ውቅያኖስ ንምስዳድ ዝቐረበ ትልሚ ኣፅዲቓ። ኣብዚ ሕዚ እዋን እቲ ማይ ናብ ውቅያኖስ ንምስዳድ ዘኽእል ትልሚ ፈላማይ ተቐባልነት ዝረኸበ እንትኸውን፥ ሙሉእ ብሙሉእ ተግባራዊ ንምግባር ግን…

ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ንኸዓቢ ዝሕግዙ መገዲታት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ክዓቢ ምግባር ብሕማም ከይንጥቃ ይሕግዘና። ሰብ ሞያታት ሕክምና፥ ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ንምዕባይ ካብ ኣመጋግባ ጀሚሩ ስሩዕ ዝኾነ ኣነባብራ ህይወት ክንክተል ከምዝግባእ ይምዕዱ። ኣመጋግባ…

ኣኼባ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ስፖርት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ስፖርት ኣብ ሆቴል ስካይ ላይት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ድማ ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ኣካቢት እቲ ቤት ምኽሪን ዶክተር ሂሩት ካሳው፣ ኮሚሽነት ኮሚሽን ስፖርት ኣይተ ኤልያስ ሽኩር፣ ምክትል ኮሚሽነር ኣይተ ዱቤ ጅሉን…

እስካሁን በ70 ሺህ ግለሰቦች ላይ እንደተሞከረም ተሰምቷል፡፡

ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ደቒቕ ዓይኒ ብምርኣይ ኮቪድ19 ዝምርምር መተግበሪ ተሰሪሑ ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መሰረቱ ኣብ ጀርመን ዝገበረ ኩባኒያ ዓይኒ ፎቶ ብምልዓል /ስካን/ብምግባር ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ደቒቕ ኮቪድ-19 ዝምርምር መተግበሪ ሞባይል /ኣፕሊኬሽን ምስርሑ ኣፍሊጡ።…

ቤልጂየም ኣብ ትግራይ ደገፍ ንዘድሊዮም ወገናት ዝኸውን 4 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤልጂየም ኣብ ትግራይ ደገፍ ንዘድሊዮም ወገናት ዝኸውን 4 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ከምዝሃበት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር፥ ኣብ ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰባት ሰብኣዊ ደገፍ ከምዘድሊዮም ገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብ…

ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ መሰረተ ልምዓት መገዲ፣ ባቡርን ኣብ ኣገልግሎት ወደብን ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ድሌት ከምዘለወን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ መሰረተ ልምዓት መገዲ፣ ባቡርን ኣብ ኣገልግሎት ወደብን ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ድሌት ከምዘለወን ገሊፀን። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ብርሃኑ ፀጋየ ምስ ኣቦ መንበር በዓል መዚ ናፃ ዞባን ወደባትን ኣቡበክር ኦማር…