Fana: At a Speed of Life!

19 ሺሕን 739 ጠያይቲ ናብ ባህርዳር ንምእታው ዝፈተኑ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)19 ሺሕን 739 ተተኮስቲ ጠያይቲ ኣብ ባጃጅ ፅዒኖም ናብ ባህርዳር ንምእታው ዝፈተኑ ክልተ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ኮሚሽን ጉምሩኽ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ባህርዳር ኣፍሊጡ። መካየዲ ስራሕ እቲ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኣለነ መሃሪ…

ትካላት ኣሜሪካ ኣብ ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኔቬሽንን ኢትዮጵያ ንምውፋር ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ብምኽትል መራሒ ሚሲዮን ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ዴቪድ ሬንዝ ምስ ዝተመርሐ ኣባላት ኮሚቴ ድሕንነት ተመረፅቲ ሴኔት ኣሜሪካ ተዛቲዮም፡፡ ክልቲአን ሃገራት ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ትካላተን ብሓባር ክሰርሓ ዝኽእላሉን እቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ብሓባር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ብሓባር መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ጀሚረን። እተን ትካላት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ፣ ሜትሮ ፖሊታን ዩኒቨርሲቲ ኮተቤን ቴክኒካል ዩኒቨርሲቲ…

ተናሓናሕቲ ውድባት እስራኤል ሓዱሽ መንግስቲ ንምጥያሽ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ፓርቲ ሺ ኣቲድ ያይር ላፒድ ሸሞንተ ፓርቲታት ዘካተተ ጥሙር መንግስቲ ንምጥያሽ ምስምዕመዖን ዕላዊ ገይሮም፡፡ እቶም ርቲታት ብዙር ንምምሕዳር ዝተስማዕምዑ እንትኾኑ፥ መራሒ ፓርቲ ያሚና ናፍታሊ ቤኔት ንፈለማ ቀዳማይ ሚኒስትር ክኾኑ ኢዮም…

ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ኣምባሳደራት ፈረንሳይ፣ ህንዲን ጃፓንን ኣብ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ኣምባሳደራት ፈረንሳይ፣ ህንዲን ጃፓንን ኣብ ሱዳን ተዛቲዮም። እቶም ኣምባሳደር፥ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ሱዳን ኢማኑኤሌ ብላትማን፣ ኣምባሳደር ህንዲ ራቪንድራ ፕራሳድን ኣምባሳደር ጃፓን…

ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ብዘይሕጋዊ መገዲ ተታሒዞም ዝነበሩ 138 መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣብ ትሑት መነባብሮ ንዝርከቡ ነበርቲ ተመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ብዘይሕጋዊ መገዲ ተታሒዞም ዝነበሩ 138 መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣብ ትሑት መነባብሮ ንዝርከቡ ነበርቲ ኣመሓላሊፉ።   ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ቢሊቃ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ብቤት ፅሕፈትን ኣቢለን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ሃዊ ጉዲና ዘህነፀኦ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ቢሊቃ መሪቐን። እቲ ቤት ትምህርቲ ብር 13 ነጥቢ 8 ሚሊየን ወፃኢ ከምዝተገበረሉ ተሓቢሩ፡፡ ብኽልተ ፈረቓ…

ዶላር ነራብሕ ኢና ብምባል ተግባር ምጭብርባር ዝፈፀሙ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ዶላር ነራብሕ ኢና ብምባል ተግባር ምጭብርባር እናፈፀሙ ዝነበሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል ኣፍሊጡ። እቶም ውልቀሰባት ካሜሮናዊን ኢትዮጵያዊትን እንትኾኑ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ሕብረት ኣፍሪካ ንማሊ ካብ ኣባልነት ኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቀረባ እዋን ዕልዋ መንግስቲ ዝተገበረላ ማሊ ካብ ኣባልነት እቲ ሕብረት ከምዝኣገዳ ኣፍሊጡ። ኣብ ማሊ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ንኻልኣይ ግዘ ዕልዋ መንግስቲ ምክያዱ ስዒቡ ኢዩ ሕብረት ኣፍሪካ እገዳ ኣመሓላሊፉ ዘሎ፡፡…

ማእኸል መትከሊ እግሪ ጉዱኣት ማሕበራዊ ፀገም ተመሪቑ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰርሐ ህንፃ ማእኸል ልምዓት መትከሊ እግሪ ጉዱኣት ማሕበራዊ ፀገም ተመሪቑ። ኣብ ስነ-ስርዓት ምረቓ እቲ ማእኸል ዝተረኸባ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ፀገም ማሕበረሰብ ምቅላል ትልሚ…