Fana: At a Speed of Life!

ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ዘሰልጠነኦም ተምሃሮአን ኣመሪቐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ዘሰልጠነኦም ተምሃሮአን ኣመሪቐን። ሎሚ መዓልቲ ተምሃሮአን ካብ ሞንጎ ዘመረቓ ዩኒቨርሲቲታት ሓደ ዝኾነ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር፥ ብስሩዕ፣ ብተኸታታሊን ክረምታዊ መርሃ ግብሪን ዝሰልጠኑ 7 ሺሕን 293 ተምሃሮ ኣመሪቓ፡፡ ካብ…

ሎጂስቲክስ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ሓላፍነቶም ብግቡእ ንዝተዋፅኡን ኣብ ጉዕዞ ትካላዊ ለውጢ ብፅሒቶም ንዘበርከቱ ኣመራርሓታትን…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎጂስቲክስ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ሓላፍነቶም ብግቡእ ንዝተዋፅኡን ኣብ ጉዕዞ ትካላዊ ለውጢ ብፅሒቶም ንዘበርከቱ ኣመራርሓታትን ኣባላትን ሰራዊት ኣፍልጦ ሂቡ። ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሜጀር ጄነራል ይልማ መርዳሳ፥…

281 ዜጋታት ክብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገርም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)281 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ክብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገርም ተመሊሶም። እቶም ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ ዜጋታት ኩሎም ደቂ ተባዕትዮ መናእሰይ ኢዮም። ተወካሊ ዳይሬክተር ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፥ እቶም ስደተኛታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ…

ተወሰኽቲ 555 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 507 ሰባት ድማ ሒሹዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 951 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 555 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 132 ሺሕን 881 ከምዝበፅሐ…

ን47 ትካላት ጨንፈር መቐለ መድሓኒትን እትዎታት ሕክምናን ተዓዲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ን47 ትካላት ጨንፈር መቐለ መድሓኒትን እትዎታት ሕክምናን ከምዝዓደለ ኣፍሊጡ። እቲ መድሓኒት ኣብ መቐለ ንዝርከባ 4 ሆስፒታላትን  ጣቢያታት ጥዕናን፣ ውቅሮ፣ ሀውዜን፣ ዓዲግራት፣ አክሱም ቅድስተ ማርያም፣ ኮረም፣…

ኣብ ክልል ዓፋርን ክልል ኣምሓራን ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ከምዝተርኣየ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋርን ክልል ኣምሓራን ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ከምዝተርኣየ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ካብ ዝተርኣየለን ክልላት ሓሊፉ  ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን እውን ካብ ጂቡቲን ሶማሊያን ዝኣተወ ዕስለ ከምዝተርኣየ…

ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሰላምን ብሄራዊ ምርድዳእን ኣድሂቡ መግለፂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣተሓባባርነት ሚኒሰስትር ሰላም ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ንጉዳይ ሰላምን ብሄራዊ ምርድዳእን መሰረት ኢዮም ኣብ ዝበሉዎም ኣድሂቦም መግለፂ ሂቡ። ኣብዚ ዓመት ዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ፍፁም ሰላማዊ ኮይኑ ንኸሓልፍ፥ ቅድሚ…

ብዘይጋዊ መገዲ ናይ ምስጋር ገበናት ንምምርማርን ንምቕፃዕን ዘኽእል ሰነድ ስርዓት ኣሰራርሓ ተዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይጋዊ መገዲ ናይ ምስጋር ገበናት ንምምርማርን ንምቕፃዕን ዘኽእል ሰነድ ስርዓት ኣሰራርሓ ተዳሊዩ ኣብ ሞንጎ ሲቪ ፖል ምብራቕ ኣፍሪካ፣ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ከምኡ እውን ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራልን ርክክብ ምግባሩ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ኣፍሊጡ።…

ፀገም ቀረብ መገልገሊ መሳርሒታት ሕክምናን ኣፋውስን ብዘላቒነት ንምፍታሕ ኣሰራርሕኡ ምምሕያሽ ይግባእ – ዶክተር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብብርኪ ሃገር ውፁእ ዘይኮነ ፀገም ቀረብ መገልገሊ መሳርሒታት ሕክምናን ኣፋውስን ብዘላቒነት ንምፍታሕ ኣሰራርሕኡ ምምሕያሽ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ስራሕ 6 ወርሒ ኣብ ፍላግ ሺፕ…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ጋምቤላ ዘህነፀኦ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣመሪቐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት ካብ ዘህነፆም 20 ካልኣይ ብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ እቲ መበል 11 ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣመሪቑ። እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ኣብቲ ክልል ከተማ ጋምቤላ ጣቢያ 05 ብብር 13 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዘህነፆ ብርሃን ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ…