ፅዕንቶ ወፃኢ ንምፅዋር ዳያስፖራ ገንዘቡ ብሕጋዊ መገዲ ብምልኣኽ ግድኡ ክዋፃእ ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ውሳነ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኣሜሪካ ብዝተዛመደ ዝፍጠሩ ፅዕንቶታት ወፃኢ ንምፅዋር ዳያስፖራ ገንዘቡ ብሕጋዊ መገዲ ብምልኣኽ ግድኡ ክዋፃእ ከምዝግባእ ተሓቢሩ።
ውሳነ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኣሜሪካ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ…