ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ኣሶሳ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብምቅዋም ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ነበርቲ ከተማ ኣሶሳ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብምቅዋም ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። እቲ ሰለማዊ ሰልፊ ኢድ ኣእታውነት ሃገራት ወፃኢ ዝኹንን ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንክዛዘም ዘለዎም ድሉውነትን ቁርፀኝነትን ዝገልፁ ጭርሖታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ኣፈፃፅማ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣንፈታት ብምሃብ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልታት ኣብ ከተማ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ ዘተ ኣፈፃፅማ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣንፈታት ብምሃብ ተዛዚሙ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ዶክተር ኣብረሃም በላይ ኣብ ዝተረኸብሉ ዝተኻየደ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጥብቂ እናተደለዩ ዝነበሩ ኣባላት ጉጅለ ሽበራዊ ህወሓት ኣብ ጂቡቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እታ ሃገር ማእኸል ግብረራዕዲ ንምግባር እናተንቀሳቐሱን ብጥብቂ እናተደለዩን ዝነበሩ ኣባላት ጉጅለ ሽበራዊ ህወሓት ብመንግስቲ ጂቡቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 19 ኣባላትን ኣመራርሓን ህወሓት እገዳ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima May 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 19 ኣባላትን ኣመራርሓን ህወሓት ቀወምቲ ንብረታት እገዳ ከምዝተነበረ ግብረ ሓይሊ ደሕንነትን ፀጥታን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ግብረ ሓይሊ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝበሎ፥ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሸሊኹ ዝወፅአ ኢሎም ዘመሓላልፍዎ ድምፂ ፍፁም ሓሶት ኢዩ-ፓርቲ ብልፅግና Gebremariam Weldegerima May 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሸሊኹ ዝወፅአ ኢሎም ዘመሓላልፍዎ ድምፂ ፍፁም ሓሶት ኢዩ ክብል ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ። እቲ ፓርቲ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ብምውዛዕ ዝፍለጡ ሚዲያታት ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ…
ቢዝነስ ቤት ምኽሪ ኣማኻሪ ፖሊሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣብ ሰለስተ ዓውዲታት ዘፅንዖም መፅናዕቲታት ንዘተ ምኽረ ሓሳብ ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima May 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣማኻሪ ፖሊሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣብ ሰለስተ ዓውዲታት ዘፅንዖም መፅናዕቲታት ንዘተ ምኽረ ሓሳብ ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት፣ ትካላት ምርምርን መፅናዕቲን ምሁራት ዓውዲ ውልቀ ዘካተተ እንትኸውን፥ ፖሊሲታት ንፈጠራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሴናተር ኣሜሪካ ጂም ኢንሆፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima May 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሴናተር ግዝኣት ኦክላሆማ ፓርቲ ሪፐብሊካን ኣሜሪካ ጅም ኢንሆፍ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ዝገበርሎም እንትኾኑ፤ “ፈታዊ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ሴናተር ዩናይትድ ስቴትስ ጂም ኢንሆፍ ናብ ካልአይቲ ቤቶም ዝኾነት ኢትዮጵያ እንኳዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኖርወይ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኢድ ኣእታውነት ሃገራት ወፃኢ ብምቅዋም ሰልፊ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima May 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኖርወይ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኢድ ኣእታውነት ሃገራት ወፃኢ ብምቅዋም ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብ ከባቢ ኦስሎ ነበርቲ ዝኾኑ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን፥ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኢ-ፍትሓዊ ብዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለማዊ ትምባሆ ዘይሰሓበሉ ዕለት ብብርኪ ኢትዮጵያ ንመበል 29 ጊዘ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለማዊ ትምባሆ ዘይሰሓበሉ ዕለት ብብርኪ ኢትዮጵያ ንመበል 29 ጊዘ ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት “ትንባሆ ይስሕቡ? እዚ ደው ንምባል ቁርፀኛ ይኹኑ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ሚኒስቴር ጥዕና እቲ ዕለት ኣመልኪቱ ከምዝበሎ፥ ትንባሆ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀ/ሚ ቤንጃሚን ኔታንያሁ ልፍንታዊ መንግስቲ ምጥያሽ ንድሕነት እስራኤል ሓደጋ ከምዝኾነ ኣጠንቂቖም Gebremariam Weldegerima May 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚንስትር ቤንጃሚን ኔታንያሁ እቲ ኣብ እስራኤል ሓድሽ ልፍንታዊ መንግስቲ ንምምስራት ተታሒዙ ዘሎ ውጥን ሓደጋ ድሕነት እታ ሃገር ክኸውን ከምዝኽእል ኣጠንቂቖም። የማናይ ክንፊ ፖለቲከኛታት ነቲ ስምምዕ ከይቕበሉ ዝሓተቱ እቶም ቀዳማይ…