ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ህዝቢ ሓድነቱ ንከጠናኽር ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ህዝቢ ባዕሉ ብባዕሉ ብንትሕብባር ሓድነቱ ንከጠናኽር ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣብ ጃን ሜዳ ኣብ ዝተኸበረ ስነ…