ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ብዛዕባ ክልል ትግራይ ኣመልኪተን ዘውፀአኦ መግለፂ ሓቂ ዘየገናዘበ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ወፃኢ ኣባል ሃገራት ጉጅለ ሸውዓተ (ጂ7) ብዛዕባ ክልል ትግራይ ኣመልኪተን ዘውፀአኦ መግለፂ መንግስቲ እናወሰዶ ዝርከብ ስጉምቲ ዘየገናዘበ ምዃኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ትማሊ ምሸት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥…