ኢትዮጵያ ሃፍታ ናይ ምልማዕ ሙሉእ መሰል ኣለዋ – ሚኒስትር ሃፍቲ ማይን መስኖን ደቡብ ሱዳን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ምስ ሚኒስትር ሃፍቲ ማይን መስኖን ደቡብ ሱዳን ማናዋ ፒተር ጋትኩት ተዛቲዮም።
ኣምባሳደር ነቢል ኣብ ዘተኦም ደቡብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ጥንኩር ምሕዝነት ዘለወን ከምዝኾና ብምግላፅ፥ ኣብ ቀፃሊ እውን ኣብ…