ኣብ መዝገብ እኒ ሜጀር ጄኔራል ገብረመድህን ፍቃዴ ዘይቀረቡ ተኸሰስቲ ፖሊስ ንከቕርብ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዝገብ እኒ ሜጀር ጄኔራል ገብረመድህን ፍቃዴ ዘይቀረቡ ተኸሰስቲ ፖሊስ ንከቕርብ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ።
ነቲ ተለዋጢ ቆፀሮ ዝሃበ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መበል ሳልሳይ መጋባእያ ገበን ፀረ ሽብርን ሕገ መንግስታዊ ጉዳያትን ልደታ ምድብ…