ሓዱሽ ዓሌት ቫይረስኮሮና ናብ ኢትዮጵያ ከየኣቱ ጥንወቃቐ ይግበር ኣሎ – ሚኒስቴር ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተወሰና ሃገራት እናተርኣየ ዝርከብ ሓዱሽ ዓሌት ቫይረስኮሮና ናብ ኢትዮጵያ ከየኣቱ ኣድላዪ ጥንወቃቐ እናተገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ካብ ወርሒ መስከረም 2013 ጀሚሩ ሓዱሽ ዓሌት ቫረስኮሮና ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ምርኣዩ ይፍለጥ፤ እቲ…