Fana: At a Speed of Life!

ዓውዲ ፍርያት ዕምበባን ኣትክልቲን ዝምረሐሉን ንምድንፋዕ ዘኽእል ፖሊሲን ስትራቴጂን ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ፍርያት ዕምበባን ኣትክልቲን (ሆርቲካልቸር) ንምድንፋዕ ዘኽእል ፖሊሲን ስትራቴጂን ከምዝተሰናድአ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ሕርሻ ኣይ መንዳለ ሃብታሙ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥ እቲ ዓውዲ ትኹረት ተገይሩሉ ፀገማት…

ኣብ ኣዲስ ኣባ ተፈተንቲ ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣባ ተፈተንቲ ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ድሕሪ ፈተነኦም መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣካይዶም። እቶም ተምሃሮ ኣብ ከባቢ ቤት ትምህርቶም መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ከምዘሳለጡ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ…

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ኣኼቡኡ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ክልል ደቡብ 5ይ ዙር 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 12 ስሩዕ ኣኼቡኡ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ፅባሕ ሓዊሱ ንክልተ መዓልቲታት ከምዝፀንሕ ተፈሊጡ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ…

ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንስ ሊግ ዮሚፍ ቀጀልቻ ዓወት ቀኒዑዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ኖርዌይ ኦስሎ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንስ ሊግ ዮሚፍ ቀጀልቻ ዓወት ቀኒዑዎ። ዮሚፍ ብ 3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ዝተዓወተ እንትኸውን፥ እቲ ርሕቐት 7 ደቒቕ 26 ሰከንድን 25 ማይክሮ ሰከንድን ከምዝዛዘመ ካብ ኣትሌቲክስ ዩናይትድ ኣፍሪካ…

2 ሺሕን 351 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ሺሕን 351 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝተዋደደ ፃዕሪ እናተገበረ ይርከብ። ስለዝኾነ ድማ ትማሊ 2 ሺሕን 351 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከምዝተገበረ…

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት መስመር ሓገዝ ንምግዳብ ንድልድል ተከዘ ኣዕኒዩዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት መስመር ሓገዝ ንምግዳብ ኮነ ኢሉ ንድልድል ተከዘ ከምዘዕነዎ ተገሊፁ። ሓረስቶት ትግራይ ክረምታዊ ሕርሻ ንኽሰርሑ ንምሕጋዝ ዝወፅአ ኣዋጅ ሰብኣዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ዝነፀገ እቲ ጉጅለ፥ ናብቲ ክልል ዝወስድ መስመር ሓገዝ…

ሰላም ኩሉ ግዘ ከም ህፃን ክትትል ከምዘድልዮ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ኩሉ ግዘ ከም ህፃን ክትትል ከምዘድሊዮ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር እዚ ዝበሉ፥ ኣብቲ ክልል መረፃ ብሰላማዊ መገዲ ንኽዛዘም ልዑል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ሽልማት ኣብ ዝሃቡሉ እዋን…

ኢትዮጵያ ተግባራዊ ዝገበረቶ ቅዋም በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ተስፋ ዝህብ ስጉምቲ ከምዝኾነ ሩሲያ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ተግባራዊ ዝገበረቶ ቅዋም በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ተስፋ ዝህብ ስጉምቲ ከምዝኾነ ሩሲያ ገሊፃ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ክልል ትግራይ ተግባራዊ ዝወሰኖ ውሳነ ኣብቲ ክልል ለውጢ ንምምፃእ ተስፋ ዝህብ ስጉምቲ ከምዝኾነ ኢዮም ቀዋሚ…

ቦርድ መረፃ ናይ  መወዳእታ ውፅኢታት መረፃ ዕላዊ እናገበረ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ናይ ኩሎም ክልላት መረፃ ውፅኢት መረፃ ክገልፅ ከምዘይከኣለ ገሊፁ። ካብ ሞንጎ እቶም ምኽንያታት፥ ከይዲ ምድማር ብዘይምዝዛሙን ብፀገም ሕፅረት ትራንስፖርት ውፅኢት መረፃ ናብ ማእኸል ተጠቓሊሉ…

ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ንምስታፍ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ዝካየድ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ንምስታፍ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። እቲ ምድላው ኣመልኪቱ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሎምፒክ ዶክተር አሸብር ወ/ጊዮርጊስን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኮማንደር…