Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ሳሚያ ምስ ኣምባሳደር ሱዳን ኣብ ዶሃ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር አምባሳደር ሳሚያ ዘካሪያ ምስ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኣምባሳደር ሱዳን ኣብደልራሂም ኣልሲዲግ ሞሓመድ ጋር ኣብ እዋናዊ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ፣ ኣብ እዋናዊ ዶብ…

ኣብ ቀፃሊ ዝሳለጥ ሃገራዊ መረፃ ዕዉት ንኽኸውን ጉዳያት መረፃ ዝከታተሉ መጋባእያታት ምድላዉ ናይ ባዕሉ ዝኾነ ግደ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ዝሳለጥ ሃገራዊ መረፃ ዕዉት ንኽኸውን ጉዳያት መረፃ ዝከታተሉ መጋባእያታት ምድላዉ ናይ ባዕሉ ዝኾነ ግደ ከምዘሎ ተገሊፁ። ጉዳያት መረፃ ምስ ዝከታተሉ መጋባእያታት ትፅቢት ዝግበረሎም ግደን ሓላፍነትን ዝምልከት ዘተ ተኻይዱ፡፡ እቲ ዘተ…

ኣብ እዋን ክረምቲ ካብ ዝለምዑ ዝራእቲ ኣብ 9 ሚሊየን ሄክታር ዝነበረ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እዋን ክረምቲ ኣብ 13 ነጥቢ 4 ሄክታር መሬት ካብ ዝለምዐ ዝራእቲ ኣብ ትሽዓተ ሚሊየን ሄክታር ዝነበረ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ልምዓት ዝራእቲ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ኢሳይያስ ለማ፥ ኣብ ክራማት ዓመተ 2012/2013 ኣብ…

ትኹረት ኣገልግሎት ብሄራዊ ወለንታዊ ማሕበረሰብ ዘላቒ ሰላማ ዝተረጋገፀ ሃገር ምህናፅ ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ትኹረት ኣገልግሎት ብሄራዊ ወለንታዊ ማሕበረሰብ ዘላቒ ሰላማ ዝተረጋገፀ ሃገር ምህናፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። ወይዘሮ ሙፈሪያ ፕሮግራማት ብሄራዊ ግልጋሎት ወለንታዊ ማሕበረሰብን ብሄራዊ መድረኽ ዘተን ኣመልኪተን ሎሚ…

ብብር 4 ነጥቢ 6 ቢሊየን እናተሃነፀ ዝርከብ ፕሮጀክት ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ሙዜም ዓድዋ ህንፀቱ ልዕሊ 43 ሚኢታዊ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብር 4 ነጥቢ 6 ቢሊየን እናተሃነፀ ዝርከብ ፕሮጀክት ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ሙዜም ዓድዋ ህንፀቱ ልዕሊ 43 ሚኢታዊ ምብፅሑ ተገሊፁ። ናፅነት ኣፍሪካ ኢሉ እውን ናፅነት ኩሎም ፀለምቲ ህዝቢታት ዝዝክር ሙዚየም ዓድዋ በዓል ኣርባዕተ ደብሪን 11 ብሎካትን…

ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምግታእ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ ወፍሪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምግታእ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ ወፍሪ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እቲ ወፍሪ ብምኽንያት ምዝንጋዕ ናብ ልዑል ሃገራዊ ሓደጋ እናተሰጋገረ ዝርከብ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ምግታእ ዕላማ ዝገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ…

ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ክልል ትግራይ እናገበሮ ንዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ  ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንህስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ተፀዋዒት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ላቲሺያ ኮርቱዋ ተዛቲየን። ኣምባሳደር ታየ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ…

ረቂቕ ኣዋጅ መራኸብቲ ሓፋሽ ብኣንፃራዊነት ዝረአ ናፅነት ሚዲያ ብዘሸ መልክዑ ዘጠናኽር ማዕቐፍ ሕጊ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቂቕ ኣዋጅ መራኸብቲ ሓፋሽ ብኣንፃራዊነት ዝረአ ናፅነት ሚዲያ ብዘሸ መልክዑ ዘጠናኽር ማዕቐፍ ሕጊ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ዴሞክራሲያዊ ጉዳያት ሕጊን ፍትሒን፥ ኣብቲ ረቂቕ ኣዋጅ ዝለዓሉ ሕቶታት ኣድሂቡ መድረኽ መረድኢ…

ክሳብ ሕዚ ኣብ ዞባ መተከል ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ብር 9 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሓገዝ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክሳብ ሕዚ ኣብ ዞባ መተከል ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ብር 9 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሓገዝ ከምዝተኣከበ ዓባይ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ ሓገዝ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈትሮን ክልል ቤኒንሻንጉልን ኣብ ዞባ መተከል ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ንኣባላት ፓርላማ ዝሃቡዎም መልሲታት ዝሓዘ ኤሌክትሮኒክስ መፅሃፍ ዕላዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንኣባላት ፓርላማ ዝሃቡዎም መልሲታት ዝሓዘ ኤሌክትሮኒክስ መፅሃፍ ዕላዊ ተገይሩ። ዶክተር ኣቢይ፥ 21 ሕዳር 2013 ዓ.ም ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝሃቡዎም መልሲታት ዝሓዘ ኤሌክትሮኒክስ መፅሓፍ ኢዩ…