ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ደቡብ ኮሪያ መዘነኦም ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ቹንግ ኢዩ ዮንግ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም መዘነኦም ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ዝፀንሐ ኩለመዳይ ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኣወጆ በይናዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ከምትድግፍ ኬንያ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል መራሒ ሚሲዮን ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ኣምባሳደር ሲራጅ ራሺድ ምስ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካን ሕብረት ኣፍሪካን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያን ኣምባሳደር ጆርጅ ኦሪና ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሳደር ሲራጅ ራሺድ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ መንግስቲ ኣብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽንና ፓርክታት ልማት ኢንዱስትሪን ኢንስቲትዩት ቴክኖቶጂን ኢኖቬሽንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽንና ፓርክታት ልማት ኢንዱስትሪን ኢንስቲትዩት ቴክኖቶጂን ኢኖቬሽንን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም መረዳድኢ ሰነድ ሰምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙዎ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ሳንዶካን ደበበን ዳይሬክተር እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምስ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ተተሓሒዙ ስምዕታ ምስ ዘቕረቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ከይዲ ምሃብ ድምፂ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ተተሓሒዙ ስምዕታ ምስ ዘቕረቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ብርቱካን ሚደቅሳን ምክትል ኣካቢ እቲ ቦርድ ዝኾኑ ውብሸት ኣየለን ኣብ ዝተረኸቡሉ ዝተሳለጠ እቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ስርዓት ሓበሬታ ስራሕ ክዝርጋሕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ስርዓት ሓበሬታ ስራሕ ከምዝዝርጋሕ ሚኒስቴር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ገሊፁ። እቲ ስርዓት ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ድሌት ስራሕን ቁጣርን ዝስንድ፣ ደላዪ ስራሕን ቆፃሪን ብቐሊሉ ዘራኽብን ሓፈሻዊ ዕዳጋ ስራሕ ዘተሓዳድርን ዲጂታል ስርዓት ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን እስራኤልን ክታበት ኮቪድ-19 ብሓባር ምፍራይ ኣብ ዝኽእላሉ ኩነታት ኣድሂቡ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን እስራኤልን ክታበት ኮቪድ-19 ብሓባር ምፍራይ ኣብ ዝኽእላሉ ኩነታት ኣድሂቡ ዘተ ተኻይዱ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣድማሱን ምክትል ኣምባሳደር ኦር ዳንኤልን ኣብ ዓውዲ ጥዕና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መበል 100 ዓመት ምስረታ በዓል ኮሚዩኒስት ፓርቲ ቻይና ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 100 ዓመት ምስረታ በዓል ኮሚዩኒስት ፓርቲ ቻይና ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ክብረ በዓል ፕሬዚዳንት ቻይና ዢ ጂንፒንግ መደረ ዘስምዑ እንትኾኑ፥ እቲ በዓል ንምዝካር ድማ 100 ግዘ መድፍዕ ከምዝተተኮሰ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ዢ ጂንፒንግ፥ ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ጦር ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተንቀሳቐሰ ዝነበሩ መሳርሒታት ጦር ከምዝተትሓዘ ቢሮ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ቁፅሪ ታርጋኣ ኮድ 3-12568 አ/አ ዝኾነት ናይ ፅዕነት መኪና ኣይሱዚ መበገሲኣ ካብ ከተማ ባህርዳር ፍሉይ ሽሙ ጣቢያ 04 ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ምውሳኑ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኣፍልጦ ይህበኦ ኣለዋ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ምውሳኑ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኣፍልጦ እናሃበኦ ምዃነን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ፥ ቅድሚ ሕዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ዘፈር ጥዕና ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ተሳትፎ ወለንታ ዘፈር ጥዕና ንጥዕና ማሕበረሰብ” ብዝብል መሪሕ ቃል ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ዘፈር ጥዕና ተጀሚሩ። ኣብቲ ወለንታዊ ኣገልግሎት፥ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ኣገልግሎት ሰናይ ተግባር እናሃቡ ዝፀንሑ ወለንታውያን ዘፈር ጥዕና ክረምታዊ መርሃ…