ምሕረት ዝተብሃለ ኣቕራቢ ሕክምና ትካል 290 ሺሕ ዶላር ዘውፅኡ ኣፋውሳትን ኣቑሑት ሕክምናን ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕረት ዝተብሃለ ኣቕራቢ ሕክምና ትካል 290 ሺሕ ዶላር ዘውፅኡ ኣፋውሳትን ኣቑሑት ሕክምናን ሓገዝ ምግባሩ ኣምባሳደር ኢትጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፍፁም ኣረጋ ኣፍሊጦም።
እቲ ትካል፥ ኣፋውስን ናይ ውልቀ ኣቑሑት ሕክምና ሓገዝ ምግባሩ እቶም ኣምባሳደር…