Fana: At a Speed of Life!

ተሳታፍነትን ተረባሕነትን ደቂ ኣንስቲዮ ብብርኪ ሃገር ንምጉልባት ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ  ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ዝርከብ ማእኽል መውሃቢ ሕክምና ፊስቱላ፣ ኮሌጅ ኢደ ጥበብ ኢናይ ኣቢዳን ሙዚየም ኣብደላ ሸሪፍን ዑደት ገይረን። ብተወሳኺ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ብምርካብ ፕሮግራም ስራሕቲ ምጉልባት…

ሸውዓተ ታካላት ልምዓት መንግስቲ ብር 780 ቢሊየን ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዕዳ ከምዘለወን ተረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸውዓተ ታካላት ልምዓት መንግስቲ ብር 780 ቢሊየን ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዕዳ ከምዘለወን ምርግጋፁ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ንዘይምርግጋእ ማክሮ ኢኮኖሚ ምላሽ ንመሃብ መንግስቲ ካብ ትካላት ልምዓት ምስ ልቓሕን መሰረታዊ ምኽንያታትን ተተሓሒዙ…

ድልድል ኣየር ሰዓት ሻድሻይ ሓፈሻዊ መረፃ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ኣየር ሰዓት ሻድሻይ ሓፈሻዊ መረፃ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። ቦርድ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያን በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያን ኣብ ክሊ እቲ ድልድል ኣየር ሰዓት ኣድሂቦም ምስ መራኸብቲ ሓፋሽ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ምሰር…

ማሕበር ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኣሰልጣኒ ፍራንክ ናፓል ዋና ኣሰልጣኒ ገይሩ ሾይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ደቡብ ኣፍሪካዊ ኣሰልጣኒ ማሂር ዴቪድስ ብስምምዕነት ዝተፈላለየት ማሕበር ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኣሰልጣኒ ፍራንክ ናፓል ዋና ኣሰልጣኒ ገይሩ ሾይሙ። ኣሰልጣኒ ፍራንክ ኣብ ዓውዲ ኩዕሾ እግሪ ንልዕሊ 35 ዓመታት ብፍላይ ኣብ ኣፍሪካ…

299 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)299 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ጂዳ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጉዳያት ቆንስላ ጀነራል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…

ማእኸል ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ትካል ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ትካል ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ዋና ዳይሬክተር ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢንጂነር ወርቁ ጋችናን ዋና ፈፃሚ…

ሕፅረት ኦ ዓይነት ደም ከምዘጋጠመ ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደም ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕፅረት ኦ ዓይነት ደም ከምዘጋጠመ ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደም ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ መኽዚን እቲ ኣገልግሎት ኦ ዓይነት ደም ዝርከብ መጠን ንሸውዓተ መዓልቲ ጥራሕ ዘገልግል ኢዩ ተባሂሉ። ስለዝኾነ ድማ ኦ ዓይነት ደም ዘለዎም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ንዋልያታት ዕውት ውፅኢት ተመኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንብሃራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትየጵያ (ዋልያታት) ዕውት ውፅኢት ተመኒዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፅ ከምዝበልዎ፥ እቲ ጋንታ ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ናይ ምሕላፍ ዕድሉ ኣስፊሑ ኣሎ።…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ሃረር ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሃረር ኣምሪሑ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ድሬዳዋ እንትበፅሑ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ወይዘሮ ሚስራ ኣብደላን  …

ኣብ ሃገርና ዝመፅአ ለውጢ ልዑል ግደ መናእሰይ ዝተርኣየሉ ኢዩ- ም/ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነሽ ኣበቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገርና ዝመፅአ ለውጢ ልዑል ግደ መናእሰይ ዝተርኣየሉ ከምዝኾነ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነሽ ኣበቤ ገሊፀን። እተን ምክትል ከንቲባ ሎሚ መዓልቲ ምስ መናእሰይ ኣብ ዝገበርኡ መድረኽ ዘተ፥ መንእሰይ ብፃዕሩ ዘምፅኦ ለውጢ…