ኣብ ኣርባዕተ ዞባታት ምዕራብ ኦሮሚያ ዕዉት ምዝገባ መረፅቲ እናተኻየደ ከምዝርከብ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ከተማ ነቀምቴ ሓዊሱ ኣብ ኣርባዕተ ዞባታት ምዕራብ ኦሮሚያ ዕዉት ምዝገባ መረፅቲ እናተኻየደ ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡
ምዝገባ መረፅቲ ደንጉዩ ኣብ ዝተጀመረሎም ዞባታት ምዕራብ ኦሮሚያ፤ ምዝገባ ካብ ዝጀመረሉ 29 ሚያዝያ ጀሚሩ ብዙሕ ተመዝጋቢ ካርድ መረፃ…