Fana: At a Speed of Life!

ህወሓት ብፅልኢ ተሃኒፁ ብፅልኢ ዝፈረሰ ውድብ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 50 ዓመታት ምስ ደርጊ ጥራሕ እንተይኾነስ ምስ ብዙሓት ፓርትታት ከምዝተፃለአን ኸዚ እውን እዚ ባህሪኡ ዝተረአየን ብፅልኢ ተሃኒፁ ብፅልኢ ዝፈረሰ ውድብ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቐዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንፈተውትን መሻርትን ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንፈተውትን መሻርትን ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዓመተ 2021 ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ተስፋን ሕውነትን…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ   408  ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 547 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  408   ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 124 ሺሕን…

ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኮንቬንሽን ፀረ ግዕዝይና ዓንቀፅ 44 ዝነበራ ተኣቅቦ ኣልዒላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ገበነኛታት ኣሕሊፋ ምሃብ (Extradition) ዝድንግግ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኮንቬንሽን ፀረ-ግዕዝይና ዓንቀፅ 44 ዝነበራ ተኣቅቦ ኣልዒላ። ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል፥ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…

ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ንተመዛበልቲ መተከል መተከል ልዕሊ ብር 30 ሚሊየን ዝግመቱ ኣቑሑት ሓገዝ ገይሩ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ንተመዛበልቲ መተከል መተከል ልዕሊ ብር 30 ሚሊየን ዝግመቱ ኣቑሑት ሓገዝ ምግባሪ ገሊፁ። ኣብቲ ኮሚሽን መተሓባበሪት ኣሶሳ ቪክቶሪያ ኮፓ፥ እቲ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ንኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ…

“ምኽንያታዊ መንእሰይ ምፍጣር” ብዝብል ርእሲ ዝተዳለወ ሃገር ለኸ መድረኽ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) “ምኽንያታዊ መንእሰይ ምፍጣር” ብዝብል ርእሲ ዝተዳለወ ሃገር ለኸ መድረኽ መፃኢ ክጅመር ኢዩ። እቲ መድረኽ ብዝተፈላለዩ ምዕራፋት ዝተኸፋፈለ እንትኸውን፥ ካብ መላእ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 5 ሚሊየን መናእሰይ ተሳተፍቲ ክኾኑ ኢዮም፡፡ ከም…

ንሰብ ውዕለታ ሃገር ውሩያት ኣትሌታት መበረታትዒ ሽልማት ገንዘብ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ን100 ውሩያት ኣትሌታት ሰብ ውዕለታ ሃገር መበረታትዒ ሽልማት ገንዘብ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተበርኪቱሎም። እቶም ውሩያት ኣትሌታት ንሕድሕዶም ብር 3 ሺሕ ሓገዝ ገንዘብ ህያብ ብፕሬዚዳንት ማሕበር…

ኣብ ምምሕያሽ ስርዓት ጥዕና ምግቢ ኣዴታትን ዕሸል ሃፃናትን ዝዓለመ ወፍሪ መድረኽ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስርዓት ጥዕና ምግቢ ኣዴታትን ዕሸል ሃፃናትን ብዝበለፀ ንምምሕያ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ መዳርግቲ ኣካላት ተዋዲዶም ክሰርሑ ከምዝግባእ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። “ዝተጠናኸረ ሓበራዊ ፃዕሪ ንዝተመጣጠነ ልምዓት ጥዕና” ብዝብል መሪሕ ቃል…

ሃገራት ብቫይረስ ኮሮና ዝተዘሓሓለ ሓዱሽ ዓመት 2021 ፈረንጂ ኣቐዲመን ይቕበላ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ዝተዘሓሓለ ሓዱሽ ዓመት 2021 ፈረንጂ ኣቐዲመን ይቕበላ ኣለዋ። ኣብ ደቡብ ምዕራብ ፓስፊክ ትርከብ ኒውዝላንድ ሓዱሽ ዓመት 2021 ብምቕባል ፈላመይቲ ኮይና፡፡ ኣብ ደሴታት ፓስፊክ ዝርከባ ሃገራት 2021…

ኣብ ኖርዌይ ዝርከብ ትካል ሰብሞያታትኢትዮጵያ ንዩኒቨርሲቲታት ዝኸውን 91 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኖርዌይ ዝርከብ ትካል ሰብሞያታትኢትዮጵያ ንህንፀት ዓቕሚ ሓሙሽተ ዩኒቨርሲቲታት ኢትዮጵያ ዝኸውን 91 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዘ፥ "ኢትዮጵያን ኖርዌጃን ፕሮፌሽናል ኦርጋናይዜሽን" ዝተብሃለ ትካል ኢዩ ገይሩዎ ተባሂሉ። ማኔጂንግ…