ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንመበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንመበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።
እተን ፕሬዚደንት፥ ሃርበኛታት ኢትዮጵያ ሃገርና ነፃነታ ሓሊያ ንክትነብር ገይሮም ኢዮም ኢሎም።
ሎሚ…