Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ወጋገን ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ቅድሚ ካብ ታክሲ ወፃኢ ብ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ትርፊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ወጋገን ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ቅድሚ ካብ ታክሲ ወፃኢ ብ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ትርፊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ባንኪ ወጋገን እዚ ዝበለ፥ መበል 27 ስሩዕ ጉባኤ ሰብኣክሲዮን እቲ ባንኪ ኣብ ዘሳለጠሉ እዋን ኢዩ። ኣብቲ በጀት ዓመት ለበዳ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንመርሃ ግብሪ ”ዕቖሩ፣ ተሸለሙ”ን ”ተቀበሉ፣ ዘርዝሩ፣ ተሸለሙ”ን ዘዳለዎ ዕፃ ንዝወፅአሎም ዕድለኛታት ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንመርሃ ግብሪ ”ዕቖሩ፣ ተሸለሙ”ን ”ተቀበሉ፣ ዘርዝሩ፣ ተሸለሙ”ን ዘዳለዎም ዕፃ ንዝወፅአሎም ዕድለኛታት ኣረኪቡ። እቲ ባንኪ ሎሚ መዓልቲ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተሳቲፎም ዕድለኛታት ዝኾኑ ዓማዊል ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ…

ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ መገዲታት መከላኸሊ ኮቪድ ብግቡእ ምትግባሮም ንምርግጋፅ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ መገዲታት መከላኸሊ ኮቪድ ብግቡእ ምትግባሮም ንምርግጋፅ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኮቪድ-19 ምግጣሙ ስዒቡ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ መጋቢት ጀሚረን ኣቢያተ…

ኣመራርሓ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ኮማንደር ግርማይ ናይዝጊ ሓዊሱ 6 ተጠርጠርቲ ዋሕስ ተፈቒዱሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ኮማንደር ግርማይ ናይዝጊ ሓዊሱ 6 ተጠርጠርቲ ዋሕስ ተፈቒዱሎም። እቶም ተጠርጠርቲ፥ ኮማንደር ግርማይ ናይዝጊ፣ ጡረተኛ ሰራዊት ምክልኻል ሌተናል ኮሎኔል ገብረማርያም ኣርያ፣ ወይዘሮ ተክለብርሃን በርሀ፣…

ኣብ ዳርፉር ዝርከብ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ልኡኽቱኡ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ሕብረት ኣፍሪካ ብጥምረት ኣብ ሱዳን ዳርፉር ዘዋፈሩዎ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ልኡኽቱኡ ምዝዛሙ ተገሊፁ። እቲ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም /ዩናሚድ/ ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ መንግስቲ ሱዳን ፀፅታን ድሕንነትን ንምሕላው ሓላፍነቱ…

ብ/ጄ ኪዱ ኣለሙ ኣብ ኬንያ ኮይኖም ምስጢር ሃገር ንሓይሊታት ምክልኻል ዝተፈላለያ ሃገራት ይህቡ ከምዝነበሩ ፖሊስ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብርጋዴል ጀነራል ኪዱ ኣለሙ ኣብ ኬንያ ኮይኖም ምስጢር ሃገር ንሓይሊታት ምክልኻል ዝተፈላለያ ሃገራት ይህቡ ከምዝነበሩ ፖሊስ ገሊፁ። መርማሪ ፖሊስ እዚ ዝበለ ተጠርጣሪ ሎሚ መዓ፤ቲ ንሳልሳይ እዋን ናብ ቤት ፍርዲ ኣብ ዝቐረቡሉ እዋን ኢዩ።…

ብብርኪ ሃገር ለኸ ተቓላዕቲ ኤች ኣይቪ ዝኾነ ሰባት ወፍሪ ምርመራን ምጅማር ሕክምናን ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ለኸ ተቓላዕቲ ኤች ኣይቪ ዝኾነ ሰባት ወፍሪ ምርመራን ምጅማር ሕክምናን ዕላዊ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ፥ ለበዳ ኮቪድ-19 ኣዚዩ ካብ ሞንጎ ዝጎድኦም ግልጋሎታት ሓደ ንኤች ኣይ ቪ…

ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ርዳእታ ንዘድሊዮም ወገናት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ – ዶ/ር ሙሉ ነጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ ) ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ርዳእታ ንዘድሊዮም ወገናት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ሙሉ ነጋ ገሊፆም። ኣወዳድባ ካቢኔ ክልል ትግራይ እውን ብምኽንያት ፖለቲካዊ ኣመለኻኽትኡ ዝድፋእ…

ተወሰኽቲ 468 ሰባት ቫይረስ ኮሮና እንትርከቦም 243 ሰባት ድማ ኣብ ማእኸል ክፍሊ ፅኑዕ ሕሙማት ክትትል እናተገበረሎም ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 402 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 468 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 123 ሺሕን 856…

ኢትዮጵያ ብኢትዮጵያውያን ነፋልጥ ብዝብል ንክልተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብኢትዮጵያውያን ነፋልጥ ብዝብል ንክልተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ፥ ካብ 21 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ክሳብ 14 ለካቲት 2013 ዓ.ም ኢትዮጵያ ዘለዋ ዓሚቕ ሃፍቲ ቱሪዝም፣ ዝተፈላለዩ…