Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወርሒ ለካቲት ልዕሊ ብር 21 ነጥቢ 9 ቢሊየን ምእካቡ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ለካቲት ልዕሊ ብር 21 ነጥቢ 9 ቢሊየን ምእካቡ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ኣብዚ ዓመት ዝተረኸበ ኣታዊ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እንትነፃፀር 12 ሚኢታዊ ሓለፋ ምርኣዩ ተሓቢሩ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ከይዲ ኣተኣኻኽባ እቶት ዕዉት…

ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ክሊ ምምሕያሽ  ኢኮኖሚን ቀጠናዊ ድሕንነትን ብምድሃብ ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ክሊ ምምሕያሽ  ኢኮኖሚን ቀጠናዊ ድሕንነትን ብምድሃብ ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ገንዘብ፥ ኣብ ቀጠናዊ ምትእስሳር ጉዳያት ፖለቲካ፣ ማህበራዊን ድሕንነትን…

ኢትዮጵያን ጂቡቲን ብዓውዲ ቴሌኮሙዩኒኬሽን ዘለወን ሽርክና ንምጥንኻር ተስማሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን ብዓውዲ ቴሌኮሙዩኒኬሽን ዘለወን ሽርክና ንምጥንኻር ተስማሚዐን። ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ግጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ዑደት ስራሕ ዝገበረ እንትኸውን፥ ክልቲአን ሃገራት ብዓውዲ ቴሌኮሙዩኒኬሽን ዘለወን…

ልዕሊ 996 ሚሊየን ብር ንመንግስቲ ንክምለስ ከምዝተገበረ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት ልዕሊ 996 ሚሊየን ብርን ልዕሊ 24 ሺሕ ሄክታር መሬትን ንመንግስቲ ንክምለስ ከምዝተገበረ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን ፌዴራልን  ገሊፁ። ብተወሳኺ 18 ኣባይቲ ቀበሌ፣ ንሓገዝ ዝመፅአ 274 ኩንታል እኽሊ ካብ…

ኣብ ጄኔቫ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ናይ ደገፍ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ጄኔቫ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘሎ ትኽክለኛ ኩነታት ንምግላፅን ጣልቃ ኣታውነት ንምቅዋምን ዝዓለመ ናይ ደገፍ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት ሉእላውነት ሓንቲ ሃገር ክኽበር ይግባእ ክብሉ…

296 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)296 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ጂዳ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ተወካሊ ዳይሬክተር ጄኔራል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል…

ኣምባሳደር ኣድማሱ ጸጋዬ ምስ ኣምባሳደር ሕቡራት ዓረብ ኤምሬትስ ኣብ እዋናዊ ዞባዊ ጉዳያት ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዶኔዢያ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣንባሳደር ኢትዮጵያ ፕሮፌሰር ኣድማሱ ፀጋዬ ምስ ኣብ ኢንዶኔዢያ ኣምባሳደር ሕቡራት ዓረብ ኤምሬትስ ኣብዱላ ሳሊም ኣል ዳህሪ ኣብ እዋናዊን ዞባዊ ጉዳያትን ተዛትዮም። ኣብ ዘትኦም መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል…

ኣብ ገዛ ውልቀ ሰብ ተኸዚኑ ዝነበረ መሳርሒታት ኲናት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ገዛ ውልቀ ሰብ ተኸዚኑ ዝነበረ መሳርሒታት ኲናት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። እቲ ዘይሕጋዊ ኣፅዋር፥ ኣብ ብሄራዊ ክልል ሲዳማን ምምሕዳር ከተማ ሃዋሳ ክፍለ ከተማ ታቦርን ከምዝተትሓ ኢዩ ዳይሬክተር ኢንተለጀንስ…

ኣይተ ስብሃት ነጋን ዶ/ር ኣዲስ ኣለም ባሌማን ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 42 ተጠርጠርቲ፥ ዓቃቤ ሕጊ መሰኻኽር ቅድመ ምርማራ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል፥  ኣይተ ስብሃት ነጋን ዶ/ር ኣዲስ ኣለም ባሌማን ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 42 ተጠርጠርቲ መሰኻኽር ቅድመ ምርማራ ኣቕሪቡ። ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ኣብ ለዕሊ እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መዝገብ ቅድመ ምርመራ…

ክሳብ ዝቕፅል ዓመት ወርሒ ታሕሳስ 20 ሚኢታዊ ዜጋታት ክታበት ኮቪድ 19 ንምኽታብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ 30 ታሕሳስ 2014 ዓ.ም 20 ሚኢታዊ ዝኾኑ ዜጋታት ክታበት ኮቪድ 19 ንምኽታብ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እዚ ዝገለፁ ድማ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ኢዮም፡፡ እቲ ሚኒስቴር ቅድሚት ክታበት…