ኣብ ክልል ጋምቤላ ፍሉይ ወረዳ ኢታንግ ንፋስ ዝተሓወሶ ሓያል ዝናብ ወቒዑ ኣብ ልዕሊ ሰብ ንብረትን ገድኣት በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ፍሉይ ወረዳ ኢታንግ ጣቢያ ፑኩሙ ንፋስ ዝተሓወሶ ሓያል ዝናብ ወቒዑ ኣብ ልዕሊ ሰብ ንብረትን ገድኣት ከምዘብፀሐ ተገሊፁ።
ብቕድሚ ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 5 ንፋስ ዝተሓወሶ ዝናብ ወቒዑ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ሰባት ከቢድን ቀሊልን…