ልዕሊ 10 ሚሊየን ዶላር ዘውፅኡ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ምልኣኹ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሃኒፆም ናብ ስራሕ ካብ ዘኣተዉ 13 ኢንዱስትሪ ፓርክታት ልዕሊ 10 ሚሊየን ዶላር ዘውፅኡ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ምልኣኹ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ መምርሒ ማርኬቲንግን ኮሙዩኒኬሽንን እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ በሃይሉ ከበደ…