Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዘፈር ፍትሒ ዝረኣዩ ማሕለኻታት ኣድሂቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት እቲ ክልል ምስ ዝተውፃእፅኡ ኣካላት ፍትሒ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዘፈር ፍትሒ ዝረኣዩ ማሕለኻታት ኣድሂቡ ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት እቲ ክልል ምስ ዝተውፃእፅኡ ኣካላት ፍትሒ ዘተ ኣሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ካብ 13 ዞባታት እቲ ክልል ዝተውፃእፅኡ…

ደቡብ ኣፍሪካ ቫይረስኮሮና ብዝምልከት ሓዲሽን ተሪርን ስጉምቲ ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ስሪል ራማፎዛ ብሰንኪ እቲ ኣብታ ሃገር ዝረአ ዘሎ ቅልጡፍ ምልባዕ ለበዳ ቫይረስኮሮና ተሪር እገዳታት ዕፅዋ ኣዊጁ። ብመሰረት እቲ ሓዲሽ ሕጊ ኣብ ውሽጢ ገዛ ይኹን ካብ ገዛ ወፃኢ ምትእኽኻብ ኩልኩል እንትኸውን፥ ካብ ሰዓት…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ   281   ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 171 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ   281   ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 123 ሺሕን…

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሃዋሳ ከተማን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 4ይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሃዋሳ ከተማን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዓወት ቀኒዑወን። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ሰበታ ከተማ ተራኺባ 4 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። እተን ሸቶታት ድማ…

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ መድረኽ ዘተ ዳያስፖራ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣባላት ዳያስፖራ፣ ኣመራርሓታት ኮሙዩኒቲን ዝተፈላለዩ ውዳበታትን፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲን ኣካላት ሚዲያን ኣብ ዝተረኸቡሉ መድረኽዘተ ኣካይዱ። ኣብ ዳያስፖራ ዝተፈጠረ ስምዒት…

ኢትዮጵያን ጅቡቲን ትሕዝቶ ግልጋሎታት መገዲን ወደብን ከምኡ እውን ጣቢያታት መዕረፊ መኪናን ንምምሕያሽ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ትሕዝቶ ግልጋሎታት መገዲን ወደብን ከምኡ እውን ጣቢያታት መዕረፊ መኪናን ንምምሕያሽ ተስማዕሚዐን። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣበው ጅቡቲ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ናፃ ዞባዊ ንግዲ ወደባት ጅቡቲ ኣቡበከር…

ቦርድ መረፃ ከማልኡ ዝግበኦም መለክዒታት ዘየማልኡ ክልተ ፓርቲታት ፖለቲካ ሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 13 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ብመሰረት ዘውፀኦ መግለፂ ከማልኡዎም ካብ ዝግበኡ መለክዒታት ካብ ሞንጎ ዝተሓተቱ ፓርቲታት ፖለቲካ እቶም ኣርባዕተ ዘማልኡ እንትኾኑ ነቲ መለክዒ ዘየማልኡ ክልተ ፓርቲታት ፖለቲካ ከምዝሰረዘ…

መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ሰላምን ልዕልነት ሕጊን ወሰንቲ ሸቶታት ገይሩ ምቕማጡ ፍሉይ ከምዝገብሮ ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ሰላምን ልዕልነት ሕጊን ወሰንቲ ሸቶታት ገይሩ ምቕማጡ ፍሉይ ከምዝገብሮ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፤ ልምዓት ዘላቒ ሰላም…

ኣብ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ባንኪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ባንኪ ምሃብ ተጀሚሩ። ኣብ ክልል ትግራይ ብዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ተቛሪፁ ዝነበረ ግልጋሎት ባንኪ ኣብ ከተማ መቐለ ከምዝተጀመረ ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ ኣፍሊጦም። ግዚያዊ…

ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ስራሕቲ ምኽባር ፀፅታ ዞባ መተከል ተረኪቡ

ኣዲስ አበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ስራሕቲ ምኽባር ፀፅታ ዞባ መተከል ከምዝተረከበ ሌፍተናል ጀነራል ኣስራት ዴኔሮ ኣፍሊጦም። በቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተጣየሸን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል ዝተኻተቱሉ…