በዓል ትንሳኤ እዚ ዓመት ኣብ ሞንጎ ተስፋን ቃልሲን ኮይንና ነኽብሮ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
”በዓል ትንሳኤ እዚ ዓመት ኣብ ሞንጎ ተስፋን ቃልሲን ኮይንና ነኽብሮ ኢዩ” ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ብሓደ ወገን ኣሳጊርና ትንሳኤ…