Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 10 ሚሊየን ዶላር ዘውፅኡ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ምልኣኹ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሃኒፆም ናብ ስራሕ ካብ ዘኣተዉ 13 ኢንዱስትሪ ፓርክታት ልዕሊ 10 ሚሊየን ዶላር ዘውፅኡ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ምልኣኹ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ሓላፊ መምርሒ ማርኬቲንግን ኮሙዩኒኬሽንን እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ በሃይሉ ከበደ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ባሌ ዝርከቡ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንምፍላጥ ዝዓለመ ጉያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ባሌ ዝርከቡ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንምፍላጥ ዝዓለመ ውድድር ጉያ ኣብ ከተማ ሮቤ ተኻይዱ። እቲ ውድድር ብኮሚሽን ቱሪዝም እቲ ክልል ከምዝተዳለወ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ኢቲ ዞባ ለዘዎ ሃፍቲ ንምፍላጥ ዝዓለም ውድድር ከምዝኾነ ምክትል…

ተለኣኣኽቲ ጉጅለ ህወሓት ኢኮኖሚ ሃገር ንምርባሽ ዘይሕጋዊ ተግባራት እናሰርሑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተለኣኣኽቲ ጉጅለ ህወሓት ናይ ሕሶት ገንዘብ ብምክፍፋልን ህዝቢ ተጎዳእቲ ንምግባርን ኢኮኖሚ ሃገር ንምርባሽ ዘይሕጋዊ ተግባራት እናሰርሑ ምዃኖም ሓላፊ መምርሒ ወፍሪ እዚ ሰሜን ኮሎኔል ካሳ መላኩ ገሊፆም። ኣብዚ ሰሙን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ኣካላት…

ቀዳማይ ዓመት በዓል ምስረታ ካውንስል ኣመንቲ ወንጌል ኣቢያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዓመት በዓል ምስረታ ካውንስል ኣመንቲ ወንጌል ኣቢያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል፣ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሻሸመኔ ዝርከብ ፋብሪካ መገጣጠሚ ትራክተርን ኮምባይነርን ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣4 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሻሸመኔ ዝርከብ ፋብሪካ መገጣጠሚ ትራክተርን ኮምባይነርን ተዓዚቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ብብርኪ ሃገር ብዓቕምና ልክዕ እኽሊ ንምፍራይ ንኽንክእል ግብርና ምዝማን ቁልፊ ተግባር ኢዩ ኢሎም። እዋናዊን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፓርክ ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ይርጋለም መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፓርክ ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ይርጋለም መሪቖም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሓዊሱ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማሪያም ደሳለይ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ብ25 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ወረዳ ጆር ብ25 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምረቓ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣይተ ሽፈራው ተሊላ፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡሞድ ኡጅሉ…

ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ መቐለ ብኣካል ብምርካብ ክታበት ቫይረስኮሮና ብዕሊ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ብኣካል ብምርካብ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ኣጀሚረን። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ሙሉ ነጋን ካልኦት ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልልን ተኸቲቦም።…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሰንደቕ ዓላማ እቲ ክልል ንምቕያር ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሰንደቕ ዓላማ እቲ ክልል ንምቕያር ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ኣብ ቀፃሊ 6 ኣዋርሕ ኣብ መፅናዕቲ ተደሪኹ ታሪኽን ስነ ልቦናን ህዝቢ ኣምሓራ ዘንፀባርቕ ሰንደቕ ዓላማ ተዳሊዩ ተግባራዊ ንክግበር እቲ ቤት ምኽሪ ወሲኑ። ነባር…

ክታበት ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ሃገር ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክታበት ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ ክታበት ኣብ ሆስፒታል ኮተቤ ኤኮ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ተጀሚሩ። ኣብቲ ስነሰርዓት ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ተወከልቲ ውድብ ሕቡራት…