ውፅኢት ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ፤ 80 ሚኢታዊ ተምሃሮ ድማ ናብ ዝቕፅል ክፍሊ ሓለፎም – ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውፅኢት ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ ከምዝኾነ ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ንክልላዊ ፈተና ካብ ሞንጎ ዝተቐመጡ ተምሃሮ 80 ሚኢታዊ ናብ 9ይ ክፍሊ ዝሓለፉ እንትኾኑ፥ ዝሐሸ ውፅኢት ከምዝተመዝገበ እውን እቲ ቢሮ ገሊፁ፡፡…