ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ትንፋኤ ብሰላም ምኽባሩ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ትንፋኤ ብሰላም ከምዝተኸበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን፥ ሕብረተሰብ ንዝገበሮ ቅኑዕ ምትሕብባርን ሓላፍነቶም ብብቕዓት ንዘተዋፅኡ ኣካላት ፀፅታን ምስጋና ኣቕሪቡ፡፡ በዓል ትንሳኤ ብሰላም ንኽኽበር ነበርቲ እታ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንህፃናት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምቕራብ 31 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima May 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ትሕቲ 5 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምቕራብ ድኽዳኸ ንምክልኻን 31 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቑ። እቲ ሓገዝ ትሕቲ ሓሙሽተ ንዝኾኑ ህፃናት ዝቐርብ ኩለመዳይ ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምድንፋዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሚሶም ኣብ ሰላምን ምርግጋእን ሶማሊያ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ወታደራት ኢትዮጵያ ናይ ክብሪ ሜዳሊያ ሸሊሙ Gebremariam Weldegerima May 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ሕብረት ኣፍሪከሳ ኣብ ሶማሊያ (አሚሶም) ኣብ ሰላምን ምርግጋእን ሃገረ ሶማሊያ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ወታደራት ኢትዮጵያ ተሸለምቲ ናይ ክብሪ ሜዳሊያ ኮይኖም። ኢትዮጵያውያን ወታደራት ኣብ ሶማሊያ ዝነበሮም ናይ ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓበይቲ ኩባኒያታት ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ዓሊሞም ዑደት ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima May 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓበይቲ ኩባኒያታት ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ዓሊሞም ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ኣብታ ሃገር ብዓውዲ መፍራይ ኬሚካል፣ ማዕድንን ዝተፈላለዩ ናውቲታት ኣብ ምፍራይን፣ ምቅንብባር ጣፍ ሕርሻን ጨርቃ መርቅን ናይ ዝተዋፈሩ ኩባኒያታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃገራት ጉጅለ-7 40 ሚልዮን ደቂ ኣንስትዮ ናይ ትምህርቲ ዕድል ክረኽባ ክገብራ እየን Gebremariam Weldegerima May 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ጉጅለ-7 ዝኾና ሃብታም ሃገራት ኣብ ድኻታትን ማእከላይ ኣታዊ ዘለወንን ሃገራት ዝርከባ 40 ሚልዮን ደቂ ኣንስትዮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክሰዳ ዘኽእል ስምምዕ ከምዝገብራ ተገሊፁ። እቲ ስምምዕ ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ተግባራዊ ዝግበር ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀላእቲ ሃገር ንምስዓር ኢትዮጵያውያን ብሓባር ጠጠው ክብሉ ይግባእ – ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን Gebremariam Weldegerima May 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀላእቲ ሃገር ንምስዓር ኢትዮጵያውያን ብሓባር ጠጠው ክብሉ ከምዝግባእ ፕሬዚዳነንት ማሕበር ጀጋኑ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን። ኢትዮጵያ ቅድሚ 80 ዓመት ካብ ዝገጠማ ናይወፃኢ ወረራ ዝመሳሰል ፀገም እናጋጠማ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ብሰላም ንክዛዘም ፍቕርን ምትሕስሳብን ክህልው ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 3, 2021 0 አቸኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ብሰላም ንክዛዘም ፍቕርን ምትሕስሳብን ክህልው ይግባእ ክብሉ ኣካቢ መድረኽ ሽማግለ ሃገር ኢትዮጵያ ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ገሊፆም። እዚ ድማ ኣብ ሓደ ክልል ወይ ኣብ ርእሰ ከተማ ጥራሕ ከይኮነን ኣብ መላእ እዛ ሃገር ክኸውን ከምዝግባእ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ተፈታዊት ንምግባር ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ተፈታዊት ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣይተ ስለሺ ግርማ፥ ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ተፈታዊትን ኣብ ዕዳጋ ዓለም ተወዳዳሪትን ንምግባር ዘኽእሉ ተግባራት ብትኹረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዩኒቨርሲታት ኣፍሪካ 10ይ ዝበለፀ ዩኒቨርሲቲ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima May 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኢትዮጵያ ዓቢዪን ቀዳማይን ዝኾነ ላዕለዋይ ትካ ትምህርቲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዩኒቨርሲታት ኣፍሪካ 10ይ ብሉፅ ዩኒቨርሲቲ ተባሂሉ። ዩኤስ ኒውስ ግሎባል ኣብዚ ዓመት ኣብ ዘውፀኦ ደረጃ፥ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዩኒቨርሲቲታት ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima May 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እቲ በዓል ኣብ መረበቶም ብምዃን ኣብ ምዉቕ ቤቶም ዘለዎም ተላኺፎም ንምኽባር ዕድል ንዘይረኸቡ ብዙሓት ወገናት ብምሕሳብ፣…