ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ።
ኣብታ ከተማ ኣብ ዘለዋ ጣቢያታት ምርጫ ወሃብቲ ድምፂ ድምፆም ይህቡ ከምዘለዉ ኢቢሲ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…