ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብነፅነት ናይ ምልማዕ መሰላ ተርኢየሉ ፕሮጀክት ኢዩ – ዶ/ር ኢንጂነር ስለሺ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፤ ኢትዮጵያ ብነፅነት ናይ ምልማዕ መሰላ ተርኢየሉ ፕሮጀክት ስለዝኾነ ኢትዮጵያውያን ሓበራዊ ሓድነትን ምርድዳእን ክህልዎን ብሓባር ጠጠው ብምባል ኣብ ጫፍ ከብፁሑዎ ከምዝግባእ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር…